Eritrea: Satire Sports News
newsare.net
ዋዛ ምስ ቁም ነገር ዜና «ስፖርት» Read More ...Eritrea: Satire Sports News
ዋዛ ምስ ቁም ነገር ዜና «ስፖርት» Read More ...
ዋዛ ምስ ቁም ነገር ዜና «ስፖርት» Read More ...
Israel wishes the world to believe that Eritrean asylum seekers in Israel are being offered a voluntary option of a guaranteed safe return to a friendly country in East Africa, all agreed and paid for by Israel. According to the Israel ministry of Interior, 4,500 Eritrean and Sudanese asylum seekers have left Israel for Rwanda and Uganda under this Israeli scheme. The only truth in this offer is that the air fares are paid by Israel and a “bribe” of USD3,500 is paid to each returnee. Read More ...
The announcement your office made on 2 April 2018, which was followed by a press conference to the press by yourself, about the agreement you signed with the United Nation High Commission for Refugees (UNHCR), as to resettling African refugees in countries in Europe or North American was welcomed by many in the world who have spent the last few months worried about the fate of these refugees. Honouring Israel’s stated commitment to conventions which guarantee their rights was a step in the right direction. Read More ...
Sacttism - ህግደፋዊ ናይ ጥፍኣት ስነ-ሓሳብ ብሃለፍታ ዝቐዝፋ …ሕጊ-ኣልቦ ትካላት ፍሊጶስ (ቤ/ማእሰርቲ ዓዲ ኣቤቶ ዝሰተረቶ ሚስጥራት) 3ይ ክፋል ከም መቐጸልታ ኣብዚ ቅንያት ዝጀመርኩዎም ጽሑፋት፡ ንሎሚ ድማ ልኡኻት ኢሳይያስ ብስም “ሰብኣዊ መሰላት” ንዘሰላስልዎም እዋናዊ መደባት ብጭብጢ ዘቃልዑ፡ ብግብሪ ዝረትዑ፡ እቶም ዝወዓልዎን ኣንዳዕዲዖም ዝፈልጥዎን ዜጋታትና ዝምስክርዎ፡ ካብ ውሽጥን ካብ መላእ ዓለም ዝተኣኻኸቡ መርተዖታት ብምድራኽ፡ ካብቶም ብጀነራል ፍሊጶስ ዝመሓደሩ ሕጊ ኣልቦ “ትካላት” ሓደ ዝኾነ፡ ብዛዕባ ቤት ማእሰርቲ ዓዲ ኣቤቶ ዘዳለኹዎ ዝርዝራዊ ሓበሬታ እንሆ Read More ...
ኩላትና ከም ንፈልጦ፡ ሓደ ሰብ ካብዛ ዓለም እዚኣ ብሞት ምስ ተፈልየ፡ ኣብ ባህልና ኣብተን ዝተፋላለያ ሃይማኖታት ብበቢዓይነቱ ኣጋባባት ብሕልፊ ኣብታ ቀዳመይቲ ዓመት፡ ወግዓዊ መዘከርታ ይግበረሉዩ። ንምሳሌ ኣብ ኦርቶዶክስ፡ ካቶሊክ ኣብ 12, 40 ፈረቃ ዓመት፡ ዓመት፡ ቀረባ ቤተስባን ፈተውትን ተኢኪቡ ናብ ቤተክርስትያን ይኸይድ፡ ካህናት ንምዉት ፍትሓት ይገብርሉ፡ ቤተስብ ድማ ከምኡ ጸሎቱ ናብ ኣምላኽ የዕርግ፡ ብድሕሪኡ ኣብ ቤት ከድካ ካብቲ እተቀረበ እኽለ ማይ ትካፈል። Read More ...
For many Eritreans the goal and aspiration for the struggle for independence has been to establish a democratic and rule of law governed state of Eritrea. Therefore, with that purpose 30.000 Eritrean women fought side by side with their male counterpart in mixed unites not only to liberate Eritrea from Ethiopian occupation but also to bring social transformation, including gender equality. In the aftermath of independence, however even the little rights they thought they achieved through blood and sweat was denied. The progress made to advance gender equality during struggle has retarded and even reversed. Read More ...
Nerayo was born in November 1941 at the Swedish Mission compound in Edaga-Hamus, Asmara. His mother, Tegbaru Gebrekirstos, grew up within the Swedish Mission at Edaga-Hamus and also studied there. Tegbaru’s parents died unexpectedly when she was about 10 years old and she was brought up by well-wishers of the Swedish Mission. She became a committed Kenisha (Swedish Lutheran Church)) and when Teclemikael Agias, Nerayo’s father, proposed marriage to her, she insisted that he must first convert to her religion. However, it is likely that Teclemikael was already on the verge of conversion under the influence of his friend and fellow villager from Adi-Nefas, Keshi (Reverand) Habteselassie Gulbet, who was one of the first from the Highlands part of Eritrea who converted from Orthodox Christianity to the ‘Kenisha’ religion. So, Tegbaru and Teclemikael were married in the Swedish Mission Church at Edaga-Hamus , only about 7 kilometers from Adi-Nefas. Read More ...
ብኹሉ መዳያት ሕብረትሰብ ኣብ ቁጠባ ይኹን ኣብ ማሕበራውን ስነ-ኣእምራውን መዳያት ሳዕቤን ሳዋ ብዓይንና ንርእዮ ብእዝንና ንሰምዖ፣ መብዛሕትናውን ብተምክሮ ንፈልጦ ስለዝኾነ ፣ ዉጥን ሳዋ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዘውረዶ ኣደራዕ ኩሉ መዳያዊ ዕንወት ኣዘንቲኻን ጽሒፍካን ዝውዳእ እኳ እንተዘይኮነ፣ ገለ ካብ ሳዕቤናት ሳዋ ኣሕጽር ኣቢለ ወስ ክብል ክፍትን እየ፣- ሳዋ እንታይ ኣፍረየት? ካልኣይ ክፋል፡ ሳዋን ጠንቅታት ሳዋን - ብኹሉ መዳያት ሕብረትሰብ ኣብ ቁጠባ ይኹን ኣብ ማሕበራውን ስነ-ኣእምራውን መዳያት ሳዕቤን ሳዋ ብዓይንና ንርእዮ ብእዝንና ንሰምዖ፣ መብዛሕትናውን ብተምክሮ ንፈልጦ ስለዝኾነ ፣ ዉጥን ሳዋ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዘውረዶ ኣደራዕ ኩሉ መዳያዊ ዕንወት ኣዘንቲኻን ጽሒፍካን ዝውዳእ እኳ እንተዘይኮነ፣ ገለ ካብ ሳዕቤናት ሳዋ ኣሕጽር ኣቢለ ወስ ክብል ክፍትን እየ፣- ምንጻግ ጉዱድ ዕስክርና፡ ልዕሊ ተስዓ ሚእታዊት መንእሰይ ኤርትራ፣ ተገፊፉን ተገዲዱን'ዩ ናብ ሳዋ ዝኸይድ።ካብ ግፋ ናይ ዓቅሊ ጽበት ኣብ ኣርማድዮ፡ ኣብ ትሕቲ ዓራት፡ ኣብ እንዳቤተሰብ ወይ የዕሩኽቲ ወይ ኣብ ቖፎን ካልእን ዝሕባእ ካኣ ዳርጋ ኩሉ ኢዩ። ንጀነራላት ጉጅለ ህግደፍ ጉቦ ሂቡ ወረቀት ፍቃድ ዝዕድግ ብዙሕ ኢዩ። ገሊኤን ደቂ ኣንስትዮ ናብ ሳዋ ንኸይከዳ ስድረአን የመርዕዉወን ወይ ናይ ሓሶት መርዓ ምስ ኣዝማደን ወይ ፈለጥተን ንስለ ወረቀት ይገብራ። እዚ ካብቲ ኣብ መጀመርያ ሰብ ናብ ሳዋ ንኸይከይድ ዝገብሮ ኢዩ።ካብዚ ቀጺልና ድሕሪ እዛ ሓጻር ዕላል፣ ናብ ሳዋ ምስ ከዱ መንእሰያት ንምንጻግ ጉዱድ ዕስክርና ዝጥቀሙሉ ሜላታትን ዘጋጥሞም ጸገማትን ክንሪኢ ኢና። ዕላል፡- ሓደ እዋን ኣብ ኣስመራ እንከለና፣Mp ህግደፍ መንእሰያት ይገፉ ነበሩ።ንሕና ካኣ ኣብ ጥቃ ገዛና ኣብ እትርከብ ዱኳን እንዳ ሃብተ ኮፍ ኢልና ነዕልል ኣብ ዝነበርናሉ፣ ሓደ ካባና «ስምዑ ክነግረኩም፡ ኣቦይ እዛ እግረይ ይሕንክስ ንሙዃነይ ኣዝዩ ኢዩ ዝሓዝን ነይሩ፣ ሕጂ ግን እንዳሓደረ የሐጉሶ'ሎ። ከመይሲ ሳዋ ምኻድ ስለ ዘይምልከተኒ» ክብል ኣስሓቀና። ዝኸበርካ ህዝቢ ኤርትራ፣መንእሰይ ኤርትራ ካብቲ ብዘይ ድሌት ዝኣትዎ መወዳእታ ዘይብሉ ጉዱድ ዕስክርና ንክፋኖ፣ ማለት ኣገልጋሊ (ጊላ) ናይ መሪሕነት ጉጅለ ህግደፍ ንሙሉእ ዕድሚኡ፣ ንክትኸዉን ትፍረደሉ፣ ኣራዪ ዕንጨይቲ፥ ዋርድያ፥ ኣካቢ ኣእማን፤ ዋርድያ ስልጣን ተሰካሚ ጠበንጃ ወዘተን፣ ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ዝኣጎዶ ኣሽሓት ህይወት ዝወስድ ኲናት ንክትሳተፍ ትመሃረሉን (ትዕለመሉ)፥ መንፈስካ ትስበረሉ እታ እንኮ ናጽነትካ ተረክበሉ ናይ መጀመርያ ባይታ ስለዝኾነ ካብዚ መዓት'ዚ ንኽገላገል፥ እቲ መንእሰይ ዘይኣልሞን ዘይምህዞን ምኽንያታት ኣሎ ክብሃል ኣይከኣልን። ሙዃን ምስዝኣብየካ'ሞ ክትሃድም ፈቲንካ ምስትተሓዝ ድማ ሳዕቤኑ ኣዝዩ ከቢድ ኢዩ። እስከ ንሎሚ ካብቲ መብዛሕትና ኣብኣዕረኽቱናንን ኣሕዋትናን ከጋጥም እንርእዮን ወይ ዉን ብዕላል ንሰምዖን፣ ዝተፈላለየ ዘይንቡር፥ ገለ ካብ መንእሰያት ንምንጻግ ጉዱድ ዕስክርና ዝጥቀሙሉ ሜላታት ከዕልለኩም ኣፍቁዱለይ፦ ኣውቆ ኣበድ (ብፍላጥ ዝተጸለለ) ሓደ ሰብ ኢዪ ተገፊፉ ካብ ኣስመራ ናብ ሳዋ ምስኸደ፥ ኣብኡ እዚ እንተገይረ ክፋኖ ይኽእል'የ ኢሉ ዝሓሰቦ ሓሳብ ክገብር ጀመረ። እቲ ዝተጠቀመሉ ሜላ ኣውቖ ኣበድ ማለት (ብፍላጥ ዝተጸለለ) ኢዩ። መቸም ድሕሪ ብዙሕ መጽናዕቲን ናብሕክምና ምምልላስን፣ እዚስ ተጸሊሉ'ዩ ክፋኖ ኣለዎ ተባሂሉ፣ ምስ ተኣመነሉ ካኣ ናብ ስድሩኡ ክኸይድ ተፈቂዱሉ። ናብኣስመራ ምስ ከደ፣ ናብ ሓሊበት እንዳ ተመላለሰ ዘይጽሉል ክነሱ፥ ጥዕና ንኽረክብ ሕክምናኡ የካይድን፣ ዝተኣዘዘሉ መድሃኒታት ክወስድ ድማ ይግደድን። ኣብቕድሚ ኣዕሩኹቱን ፈለጥቱን ዉን እንተኾነ ዘይንሱ ክመስል መዓልታዊ ስርሐይ ኢሉ ኢዩ ዝተተሓሓዞ። እቲ ምንታይ ጡዑይ ሙዃኑ ምስዝፍለጥ ገለ ካብፈለጥቱ፣ ናይ እዝኒ ምስ ህግደፍ ዝደናገጹ እንተኾኑ፣ ክጥቁሙዎ ከምዝኽእሉ ስለዝፈርህ። ንብከምዚ ጉዳዮም ዝሰለጦም፣ቖልዑ ተጸሊሉ ኢሎም ኣእማን ሹር ዝብሉዎምን፣ ነዓታቶም ክርእዩ ከለዉ ፈሪሖም መንገዲ ዝቅዩሩ ዝሃድሙን ብዙሓት ኢዮም። ኣብ ህዝባዊ ግንባር/ህግደፍ ሓሚመ ኢሉ ንዘመኽነየ ዩኹን፣ ንበሓቂ ካብ ቅድም ዩኹን ኣብ ሳዋ ምስ ከደ ዝሓመመ፣ ኣሚኖም ብቀሊል ንገዛኻ ዝሰዱ ሸፋቱ ኣይኮኑን።ዋላ ውን እንተኣመኑ፣ዕድል እንተ ዘይገበርካ ክሳብ ኣዚኻ ብሕማም ትስነፍን ክሳብ ዋላ ትመዉትን ዘይክትስደድ ይከኣል ኢዩ። እስከ ሕጂ ካኣ ሓንቲ ካልእ፣ ከም ዋዛ ዓይነት ዝሰማዕኩዋ ሓጻር ዕላል ጆባእ ክብለኩም፦ ዕላል፥ «ሓደ መዓልቲ ሓንቲ ዓይኑ ዘይተርእዮ ሰብ፣ ናብ ዝምልከቶ ኣካል ብምዃድ፣ »ኣነ እዛ ሓንቲ ዓይነይ ከም ዘይትሪኢ ትፈልጥ ኢኻ። ሕጂ ካኣ ነዛ ካልኣይቲ ዓይነይ ከይለከመታ ንሳ ዉን ትዳኸም ስለዘላ፣ ካብዚ ሳዋ ዝገላገለሉ መሰነይታ ወረቀት ሃበኒ« ምስ በሎ፣ ከምዚ ክብል » ስማዕ ስማዕ ንወትሃደር ሓንቲ ዓይኒ ትኣኽሎ ኢያ።ክልተ ኣዒንቲ መጋየጺ'ዩ« ኢሉ መለሰሉ ይብሃል። ኣዝዩ ዘስደምም ንኽትኣምኖ ዘጸግም'ዩ። ኣብዛ ሳዋ ኢሎም ብምዕራብ ዝፈጠሩዋ ጋህነብ ዝትግበር፣ »ዘይተነግረ እንበር ዘይተገብረ ነገር የለን« እትብል ምስላ ብትኽክል ኢያ ትገልጾ። ጸማም፦ ሓንቲ መንእሰይ ዉን ካብዚ ዘይዉዳእ ግዱድ ዕስክርና ንክትገላገል ኢላ፣ ከም ድምጺ ዘይትሰምዕ (ጸማም) ኮይና ዝመሃዘቶ ትያትሮ፣ ሓላፊኣ ኣብ ቤትጽሕፈቱ ኣጸዊዑ ንሕክምና ንክትከይድ ፍቃድ ድሕሪ ምሃቡ፥ ቻው ኢሉ ብኢዱ ሰላም ድሕሪ ምባል፣ ካብቲ ቤትጽሕፈት ዉጽእ ምስበለት፣ ዓው ኢሉ »ማዕጾ ሰሓብዮ'ባ" ምስበላ፣ ጸማም ሙዃና ዝረሳዓቶ ሓፍትና ተመሊሳ ማዕጾ ስለዝዓጸወቶ ተረኪሳ። ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን፣መንእሰይ ኤርትራ ካብ ሳዋ ንኸምልጥ ዝጥቀመሎም ሜላታት ቅሩብ እሞ ሕስብ ኣብልዎ። እቲ መንእሰይ ኤርትራ ክቱር ጽልኢ ብዘይ ድልየት ዝኣትዎ ጉዱድ ዕስክርና ከም ዘለዎ ዘርኢ ኢዩ። መግዛእቲ ህግደፍ ዝመረሮ ሰብ፣ ብዝተፈላለየ ሕማማት ኣመኽንዩ እንተ ዘይሰሊጡዎ፣ ንህዝበይን ሃገረይን የገልግል ኣሎኹ ኢሉ ጊላ ጉጅለ ህግደፍ ኮይኑ ክቕጽል ሕሉኑኡ ይቅበሎ'ዶ? ካብ መጀመርያስ ንህዝቡን ሃገሩን ዘገልግል ዘሎ ኮይኑ ዝስመዖ ነይሩ እንተዝኸዉን'ከ ከምዚኢታት ምፈተነ'ዶ? እቲ መልሱ ናባኹም ይገድፎ። እቲ ዝገርም እዞም ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ዝኣገዶ ሓዊ ብኣስገዳድን ዝጥበሱ፣ መጻኢ ዕድሎም ዝጸልመተ ጩኩናት፣ ቃልሲ ዉላድ ጭኮና እኳ እንተኾነ፣ ኣንጻር እቲ ኣገዲዱ ዘዐስከሮም ጉጅለ፣ ሓቢሮም ክቃለሱ፣ እምብለይ ንጉዱድ ዕስክርና ኢሎም፣ ብሓባር ኮይኖም ክሳብ ሕጂ ዘስምዕዎ ዝኾነ ዩኹን ናይ ተቓዉሞ ድምጺ የልቦን። ካብ ሓሚመ ጸሚመ ተጸሊለ ወይ ዉን ምኹብላል ሓሊፎም፣ እግረይ ኣውጺኢኒ ኢሎም ኣርሒቆም ንስደት ምህዳም'ዩ፣ እቲ ዝኸፈአ ካኣ ኣብ ብዙሓት ዘጋጥም ባዕልኻ ነብስኻ ምቅታል ኣሎ፣ ካልእ የለን። ኣብ መወዳእታ ከይጠቀስኩዎ ክሓልፍ ዘይደሊ ካልእ እንተሎ መንእሰይ ኤርትራ ንምንጻግ ጉዱድ ዕስክርና ኣማራጺ ኢዩ ኢሉ ካብ ዝወስዶ ምርጫ ኢዩ። ንሱ ካኣ ብዘይ ሕጋዊ ኣገባብ፣ ኣሽሓት ዶላራት ከፊልካ ዝኽየድ፣ ናብ ስደት ጉዕዞን ብሰናይ ድሌትን ፍቃድን ናይ ካሎኦት ኣህዛብ ኣብእንዳማትካ ሃገር ስደተኛ ኾንካ ምንባርን ኢዩ። ዋሕዚ ስደት ካኣ ግዳይ ሰረቅትን ዓመጽትን ግዳይ ባሕርን ሳህራን ገይሩና ኣሎ። ብበዳዊንን ካሎኦትን ንጭወ ንእሰር ንግረፍ ኣካላትና ተኸታቲፉ ኣብ ዕዳጋ ይሽየጥን፣ ኣብምድረ በዳ ሳህራ ብሑጻ ንድፈን፣ ኣብ ባሕሪ ብተደጋጋሚ ብጃምላ ንጥሕልን ኣለና። ስደት ካኣ ስደት ኢዩ። ዓዲ ጓና ዓዲ ክኾነና ኣይኽእልን። ሃገርና ኻኣ ብዘይ መንእሰያት ትተርፍ ትባድን እያ ዘላ። ዜጋታት ጉዱድ ዕስክርና ሳዋ ክውድእ ኢዩ እሞ ፣ ብድሕሪኡ ዝጥምቶን ዝጭብጦን ኣለኒ ክብሉ ዘይምኽኣሎም ጸገም ፈጢሩ ኣሎ። እዚ ብጀካ ንዉሑዳት ንህዝብን ሃገርን ዘይጠቅም ምፍራይ ጊላታት፣ ምፍራይ ዋርድያ ስልጣን ኢሰያስን ጉጁሉኡን ደው ንምባል'ከ እንታይ ክግበር ዘይምተኻእለ? ብጉልባብ ሃገራዊ ኣገልግሎት፣ መንእሰያት ደቂ እዚ ህዝቢ፣ ንእስነቶም ክምንዙዑ ክትሪኢ ከለኻ፣ እዚ ኣብ ዉሽጥን ወጻእን ዘሎ ህዝቢስ ከመይስ ከመይ ኣቢሉ ይቅበሎን ተጻዊሩዎን ኣሎ? ብዘይ ድሌትካ ብሓይሊ ኣገዲዱ ከስርሕ ዝፍትን፣ ኣብ ዓስቢ ዘይብሉ ዕዮ ዘውፋርን ዝጸምድን እኮ ባርነት ኢዩ።ንዜጋታት ብሓይሊ ዓመጽ ኣገዲዱ ኣብ ኲናትን ጥፍኣትን ዝሽምም እዚ ቅትለት ኢዩ።እቲ ኩሉ ኣብ ሳዋ ብጉጅለ ህግደፍ ዝግበር እንበኣር ኩሉ ጸረ ሓርነት ኢዩ።ኩሉ ዉጹእ ባርነት ኢዩ።ስለዚ ሳዋ ደው ክብል ኣለዎ።ከሙኡ ዉን ኩሉ ዝተሰደ ንክምለስን ሳዋ ደው ንኽብልን ፣ ህግደፍን ኣተሓሳስቡኡን ሓንሳብን ንሓዋሩን ካብ ሱሩ መሰረቱ ከም ግዝኣት ቱርኪ ካብ ኤርትራ ክጠፍእ ኣለዎ። ኣብ ዓለም ግን ምሽዶ ከም ህግደፍ ብህዝቢ ተጸሊኡን ዳርጋ ዝበዘሐ ህዝቢ ምረቱን ጽልኣቱን ብዓውታ ክገልጸሉ ጀሚሩ፣ ሓይሉ ተዳኺሙ ናይ ዉሽጥን ወጻእን ደጋፊ ወይ ዉን እንተ ተጋሕፈ ዝድንግጸሉ ዘይብሉ ስርዓት፣ እቲ ብሙሉእ ሓይሊኻ ዝኣመንካሉ ስርዓት ወይ መንግስቲ ዉን እንተኾነ መወዳእታ ኣለዎ። ህግደፍ ዉን እንተኾነ ክጠፍእ ኢዩ። የግዳስ ዕድሚኡ ኣብ ምሕጻር ኩልና ኣብ ምሉእ ዓለም ዘለና ኤርትራውያን ብዓወት ከይተጠራጠርና ክንቃለስን ብዓቅምና ዝከኣለና ከነበርክትን ይላበወኩምን ይምሕጸነኩም። ሓርነትና ናይግድን እዩ። ሳልሳይ ክፋል ይቕጽል ኣማኑኤል ስዩም
እቲ ሓደ ብጉልበት: እቲ ሓደ ብፍልጠት: እቲ ሓደ ብንብረት: ተዋፊርና ብናይ ሓባር ድሌት Read More ...
መንዩ ደላይ ፍትሒ-መንዩ መንዩ ሕቶለኒ ዘይተመለሰ ሕቶ መንዩ ዝምልከቶ መንዩ ደላይ ፍትሒ Read More ...
ኣይፋል ምፍልላይ ኣብ ንከዶ ጉዕዞ ሃየ ደኣ ንጠመር ከም ሓንቲ መኣዶ ነስምሮ ሱግምና ክንኣሊ ጸገምና ስለ ውጹዕ ህዝቢ ዓቢና ንኡስና ስለ ውጹዕ ህዝቢ ዓቢና ንኡስና Read More ...
መጀመርያ ንነብስና ከም ደቂ ኣንስትዮ ብኩሉ መዳያት ምንቅስቓስ ደቂ ሰባት ዝነበረና ተዓድሎን በጺሕናዮ ዘለና ሃለዋትን ኣዳቒቕና ንንቃሓሉ። ዝተፈላለየን ሰፊሕን ተመኩሮታትና ንለዋወጥ፤ ንዛተ፤ ራእይ ነስፍር፡ ንወዳደብ። ካበይ ተበጊስና ኣበይ በጺሕናን ብከመይን ስለምንታይን ንፍለጦ። ነፍሲ-ወከፍ ዓይነት ወጽዓታትና ኣዳቒቕና ነጽናዓዮ። ስትራተጂያዊን ውዱብን ቃልሲ ጥራሕ ስለዘዐውተና ራእይ ነንብረሉ። ንደቂ ኣንስትዮ ንድሕሪት ዝጎትት ባህሊ፡ ንደቂ ኣንስትዮ ጥራሕ ዘይኮነስ ንመላእ ሕብረተ ሰብ ዝሃሲ ምዃኑ ከነረድእ ንኽንክእል በብትንተናታቱን ዓሚቝ ኣፍልጦኡን ንተዓጠቕ። ንነብስና ምስ ኣዳሎና ኢና ንሓቂ ብሓቂ ንውክሎን ንቃልስና ነዐሙቝን፡ መራሕቲ ጉዳይና ኰይና ክንቀርብ ንኽእል። Read More ...
ዕዮ ኣለና - መንግስተኣብ ሓጎስ/ተስፋማሪያም ነጋሲ Read More ...
እዚ ብሽቑረራ ዝተሳቐየ መንእሰይ፣ ገዝኡ ኣትዮም ብተፍታሽ ካብቲ ተሓቢኡሉ ዘሎ ኣውጺኦም፣ ኣብቅድሚ ስድሩኡን ኣሕዋቱን፣ መሰሉን ክብሩን ቀንጢጦም ፣ ከም ዓሳ ባሕሪ ገፊፎም ናብ ሳዋ ምስወሰዱዎ ፡ ናይ መጀመርያ ዝመሃራ ነገር" ግበር ኣይትግበር ትብል ስራሕ ወተሃደር ኮይና- ኣብሩኽ ሰጥ በል ብዝብል ሓጺር ትእዛዝ ትጅምር። ብዘይፍታው ዝኣተዎ ሂወት በረኻዊ ዕስክርና ተሸኺሉ፣ ሂወቱ ናቱ ከምዘይኮነት፣ ኣእምሩኡ’ውን ክሓስበሉ ከምዘይክእል ድሮኳ ተነጊርዎ’ሎ ማለት’ዩ። ጌጋ ግበር ኣይትግበር ብዘየገድስ፣ እዋሓስ-እግብእ ዘይብሉ፣ ቅድም መቕጻዕትኻ ትቅጻዕ ደሓር ትሓትት ትብል ቄናን ዘይፍትሓዊ ኣገባብ ኣኽብድ ኣቢሎም ይጽዕኑኻ’ሞ- ንሰማዒኡ ዘስደምም ሂወት ባርነት “ ሀ” ኢልካ ትጅምሮ ማለት’ዩ። ስኣን ኣፍልጦን ንቕሓትን፣ዝበዝሑ ነዚ ከይተቃወሙ፣ ብዘይ ሕቶን ሪኢቶን ተቀቢሎም፥ከምታ ዝተነግረቶም ልክዕ ከም ማሽን ከተግብሩ ምስ ጀመሩ ከኣ፥ካብ ዝሓስቡ ሰባት ናብ ዝተባሃሉዎን ዝተኣዘዙዎን ጥራይ፡ዝገብሩ ማሽን ዝዓይነቱ ፍጡር ንምቕያሮም ዝተሃደሰ ነዊሕ-ጕዕዞ ድንቁርና “በ ቡ ..” ኢሎም ይጅምርዎ ኣለዉ ማለት እዩ።እዚ ንነዊሕ ዝጠመተ ጊላታት ናይ ምስራሕ ትልሚ ድማ ብኣጋጣሚ ዝኾነ ነገር ወይ’ውን ሃንደበት ካብሰማይ ዝወደቐ ዱበላ ከምዘይኮነ ንምፍላጥ ድማ ብዙሕ ምምርማርን ፖለቲካዊ ባጅላ ኣየድልን እዩ። Read More ...
ዘቤታውን ሃገረውን፡ ዓመጽ ጓል ኣንስተይቲ ኤርትራ ትርሓስ መሓሪ (ፍቕሪ ይሓሸና) Read More ...
ኩላትና ከም ንፈልጦ፡ ሓደ ሰብ ካብዛ ዓለም እዚኣ ብሞት ምስ ተፈልየ፡ ኣብ ባህልና ኣብተን ዝተፋላለያ ሃይማኖታት ብበቢዓይነቱ ኣጋባባት ብሕልፊ ኣብታ ቀዳመይቲ ዓመት፡ ወግዓዊ መዘከርታ ይግበረሉዩ። ንምሳሌ ኣብ ኦርቶዶክስ፡ ካቶሊክ ኣብ 12, 40 ፈረቃ ዓመት፡ ዓመት፡ ቀረባ ቤተስባን ፈተውትን ተኢኪቡ ናብ ቤተክርስትያን ይኸይድ፡ ካህናት ንምዉት ፍትሓት ይገብርሉ፡ ቤተስብ ድማ ከምኡ ጸሎቱ ናብ ኣምላኽ የዕርግ፡ ብድሕሪኡ ኣብ ቤት ከድካ ካብቲ እተቀረበ እኽለ ማይ ትካፈል። Read More ...
መንግስቲ እስራኤል ነቶም 40,000 ስደትድኛታት- ልዕሊ 30,000 ዝኾኑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ዝተረፉ ድማ ደቂ ሱዳን፡ ካብ መሬታ ተባሕጉጎም ክወጹላ ምእንቲ “እዚኣቶም ስደተኛታት ኣይኮነኑን እንታይ ድኣ ናይ ኤኮነሚ ሽገር ዘለዎም ዓዶም ክኸዱ ዝኽእሉ ጽላቋት(Infiltrators) እዮም” ብዝብል ጉልባብ ምስ ኣፍሪቃዊት መንግስቲ ሩውንዳ ተሰማሚዓ ንርዋንዳ ክትሰዶም ወሲና። እስራኤል ሓንቲ ካብተን ነቲ ናይ 1951 ናይ ስደታኛታት ውዕል መጀመርታ ዝፈረመት ሃገር’ያ። ከምኡ ስለ ዝኾነ ድማ እዩ ሽፋን ትፈጥር ዘላ። Read More ...
Israel’s plan to deport an estimated 40,000 refugees to a third country, believed to be Rwanda or Uganda, continues to receive criticism from many human rights organisations, including HRCE. Read More ...
Those who chose to listen to him have to choices… to believe what he says or do not believe what he says. Again not believing isn’t an indication of disagreement necessarily. In the surreal reality of Eritreans these days, it is perfectly possible to feel one thing and say the opposite… ( e.g. you can leave the country crossing a border illegally having paid thousands of dollars for the privilege… seek asylum detailing everything that has happened to you and to your kin and then come back and say you still stand with your ‘government’!)…. But anyway if you choose to not believe what IA says you only need to work out whether to be sensible, courageous or cowardly with your beliefs… if you are sensible you will stay silent for a bit and see who else is agreeing or disagreeing…. If you are courageous you will do something about it and if you are cowardly you will believe one thing and say the opposite (a silly ypfdj t-shirt in a selection of telly tubby colors is optional)…. Read More ...
ኣራራት ኢዮብ ብሰናይ ሓልዮት፡ ንፍትሒ ትምድር ስለ ብዱል፡ ትሓዝን ትጽዕር በዓልቲ ሕልና፡ ንክዉን ትነግር ቅንዕቲ ሰብ፡ ንሓቂ ትምስክር፤ Read More ...
እንሆ እምበእር መወስኽታ ዝሐለፈት መልእተይ ወዲኤ። ካብተን ናይ ሎሚ መዓልቲ ከቅርበን ዝበልኩ ነጥብታት ብሓንቲኤን ክጅምር፡ ቀዳመይቲ፡ ወትሮ መዓልቲ ህጹጽ ቆላሕታ’ኳ ዘድልዮ እንተኾነ፡ እቲ እዝንና ለሚድዎ፡ እቲ መንፈስና ሓሳረ መከራ ምርካብን ምስማዕን በዚሕዎ፡ በዝን በትን ደንዚዙ፡ ሓሞትና ፈሲሱ፡ መብዛሕትና፡ እዝንና ኩኩዕ መሊእናዮ፡ የዒንትና ድማ ክንሪኦ ዘይንደሊ ምእንቲ ከይንርኢ ጭልምልም ኣቢልናየን ኢና። ሕጂ ግን ኩነታት ስደተኛ ህዝብና ካብቲ ዝገደደ ናብ ዝገደደ ይኸይድ ስለ ዘሎ እንሆ ኣብዛ ተስፋ ንገብረላ ዘለና ሓዳስ ዓመት 2018 ነቲ ገዚፍ ዕማም ሓቢርና ንመክቶ። Read More ...
ኢሳያስ ነቲ ብግብሩ “እቲ ሃገር ናተይ፡ ወናኒ ባሕርን ባህርያዊ ሃብትን ባዕለይ ዉጹ እንተዘይወጻእኩም ድማ ይኣስረኩም የሕቅቀኩም፡ የጥምየኩም፡ ግዳይ በቢዓይነቱ ሕማማት ትኾኑ፡ ምንባርኩም ከም ዘጽላኣኩም ይገብረኩም፡ ኣብ ፈቀዶ ማዓሰክራት ከርተት በሉ፡ ኣብ ባሕሪ መዲተራንያን ተቀበሩ፡ ኣብ ልብያ ዘመናዊ ብርነት ተሸየጡ ተለወጡ፡ ክፍላተ ኣካላትኩም ንዕዳጋ ይውረድ፡ ኣዴታትኩም ይብከያ ይዋረዳ፡ ኣዋልድኩም ብኣሕዋተንን በዲዊንን ይግሃሳ፡ ኣብ ርእሲ በሰላ ቁስለንን፡ ድኽነተንን፡ ሓዘነንን፡ ኣቦ ዘይብሉ ክድርብይኦ ዘይክእላ ቆልዓ ይሰከማ፡ ኣብ ኤርትራ ኢ-ሰባዊ ተግባራት ይግበር ከም ዘሎ ይረጋገጽ፡ ኣይግድሰንን’ዩ። ኣብ ናይ ዓለም ቤት ፍርዲ ከይቀርብ፡ ጭካኒኦም ከም ናተይ ኣይከውንን እምበር ክሱሳት መራሕቲ ኣለው፡ ዓበይቲ መንግስትታት ድማ ንሓቂ ዘይኮነስ ረብሓኦም እዮም ዝርእዩ። ኣበይከ ከይትበጽሑ ተማናጨቱ ድኣ” ኢሉ ከምዚ ኹሉ ነቲ ዓይኒ ዘይብሉ ጥልመቱን ጨካን ልቡን ዘግደዶ ይመስል። ህዝቢ ትሕቲ ዕድመ ከይተረፈ ዝረኸበ ይርከቢኒ ኢሉ ብቀጻሊ ይስደድ ኣሎ። እቲ ዝወረደ ይውረደኒ ክጸወሮ’ዩ ዓደይ ኣይገድፍንዩ ዝበለ ቁጽሪ እናዋሓደ ዝኸይድ ዘሎ ድማ፡ ብዙሕ ዓይነት ስራሓታውቲ፡ ዓበይቲ ትካላትን ጋራጃትን ምዕጻው ዊሒዱስ ሕጂ ድማ ማእለያ ዘይብለን ንኣሽቱ ድልኳናታዉቲ’ውን ተዓጽየን ይባሃል ኣሎ። Read More ...
Mr. Medhanie Tesfamariam Berhe has spent over 18 months in a Palermo prison whilst his trial has been postponed four times, delaying hearings which might have set him free by now. The circumstances of his arrest and the charges brought against him have, by now, been demonstrated to be baseless and specious. Mr. Medhanie Tesfamariam Berhe is indeed not Mr. Medhanie Yehdego Mered, the man who is wanted by your jurisdiction for human smuggling, despite sharing the same first name. Read More ...
In December 2016, Cameroon’s Sports Minister Pierre Ismael Bidoung Mpkatt made himself the subject of meme in social media when he embarrassingly bowed and shook the hands of the country’s President. To this absurdity, there is a metaphorically similar pattern of how African leaders position themselves vis-a-vis their international counterparts, whether it is their Chinese comrades, EU darlings and the chest-puffing American delegates. Read More ...
እታ ብጥቅምቲ 31, 2017 ዓ.ም. ኣብ ቤት ትምህርቲ ኣል ድያእ ኣል-እስላምያ ኣብ ኣኽርያ ዝተወለዐት ሽግ ዋላ ቀሸም ወሲኽና ሃልሃል ነብላ፡ ናይ ኤርትራ ሰማይ ብብርሃን ክትቀዶ፡ ተጻዒኑና ዘሎ ጸሊም ደማና ክቅንጠጥ፡ ብሕሱም መንድዓት ዝጎበጠ ዝባንና ትኽ ክብል፡ እሱራትና ክፍትሑ፡ ገበነኛታት ኣብ ፍርዲ ክቀርቡ፡ ኣስከረን ዝተደርበዩን ዝሓቀቁን ኣሕዋትና ኣሓትና ንቡር ክንገብሩሎም ሓመድ ኣዳም ክለብሱ፡ ማእለያ ዘይብሎም ትሕቲ ዕድመ ዝረከብዎም ስደተኛታት ኣብ ልብያ ሓውሲ concentration camp: ማዕረ ዝሽየጡን ዝለወጡን ዘለውን፡ ኣብ እስራኤልን ፡ ሱዳንን፡ ኢትዮጵያን ካልኦት ሃገራት ኣፍሪቃን ኤውሮጳን ፋሕ ብትን ኢሎም ዘለው ዓዶም ክኣትዉ፡ ማይ ርብኦም ክስተዩ። Read More ...
ሕጂ‘ኸ እንታይ ይበሉ፡ እንዳ ኣሉ ብኣልቦ መብጻዓታት ነዊሕ ዝኾብለሉ ኣነስ እሰግእ‘የ ኣእምሮኦም ከይከውን ዘቢሉ ወይ‘ክኣ ኣእዛኖም ደስኪሉ ድምጺ ውጹዕ ዘየስምዑ፡ ተማህሊሉ ኣእትይዎም እንከሎ ዘሚሩ፡ ዓሊሉ ኣምሳይኡ ኢሎሞ ቍማር፡ ሽሉ ንቕዋም ሓቢኦም ብዓል ሽሉ Read More ...
ካብ ፍሽለት ናብ ፍሽለት ዝሰጋገር ዘሎ ዐቅሊ ፅበታዊ ፈተነ ምጉጅጃል ህዝቢ ኤርትራ መርኣያ ምፍላም ተሪር ተቃውሞ ህዝቢ ኤርትራ ምኻኑ ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ይሕብሩ። ህግደፍ ነቲ ካብ ኣኽርያ ዝተፈሓሓመ እምብይታ ሕዝቢ ፈለማ ናይ ሃይማኖታዊ ጥሩፍነት ጠቀነ ክህቦ ፈቲኑ ምስ ፈሸለ ነቲ ስሙር ተቃውሞ ብናይ ብሔር ምጉጅጃል (ናይ ኣክርያ ጉዳይ ናይ ጀበርቲ ዘለዓዓልዋ ናይበይኖም ግዳይ ደኣምበር ናይ ምስልምና ኣይኮነን ብምባል) ብላይ ሜላ ይጥቀም ምህላዉ ብተወሳኺ ይሕብሩ። ከምቲ ኣብ ውሽጢ ኣብ ደገ ዘሎ ኤርትራዊ ድማ ነቲ ተጀሚሩ ዘሎ ተቃውሞ ሰሚሩ ከጛሃህሮ ድማ ምሕፅንታ እቲ ፍትሒ ተሓሪማቶ ዘላ ሃንቀው ዝብል ዘሎ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘሎ ህዝብና ከነመሓላልፍ ድማ ተላብዮምና። Read More ...
This is beyond imagination and the worst nightmare taking place in Northern Africa. And painful enough only a handful of the world is acting unto solving this situation, while the rest of the world is giving deaf ears to the cries of the innocent youth. It’s unbelievable and shocking to talk about such a topic in the 21st century but it’s the unfortunate reality that the world has woken up to. Read More ...
ስነጥበብ ንዘመናት ዝነብር ታሪኽ እዩ፡ ስለ ዝኾነ እዩ ከኣ ኩሉ ስነጥበባዊ፡ ስርሓቱ ክስንዶ ብዙሕ ጻዕሪ ዘካይድ። ህዝቢ ዓለም ከኣ ነቲ ስነጥበባዊ ዝሰነዶ ሰሚዑ ወይ ርእዩ ብዙሕ ታሪኽ ይቐስም፡ ታሪኽ ወለዶታትን ባህልታትን ከአ ብኡ ይሰጋገር። በዚ ኣገባብ እዚ ተጸልዩ ከኣ ብዙሕ ስነጥበበኛ ይፈሪ ከም ዝነበረ ኩልና ንፈልጦ ሓቂ እዩ ፡፡አብ ዝሓለፈ ግዜ አብ አትላንታ ጆርጂያ ሕብራት መንግስትታት ኣመሪካ ዓቢ ናይ ሙዚቀኛታትትን ደረፍትን ዳግመ ርክብ ወይ ምትኽኻብ ተጌሩ ኔሩ ። እዚ ምትእኽኻብ እዚ አርቲስት ብዛዕባ ሙዚቓ ዓዶምን ባህሎምን ተራኺቦም ክዛተዩ ዝገበርዎ ቅዱስ ሓሳብ እዩ ኔሩ፡ Read More ...
It will soon be a year and a half of unjust imprisonment for Medhanie Tesfamariam Berhe, the man extradited from Sudan in a disturbing case of mistaken identity during a high profile joint investigation by the British National Crime Agency (NCA), and the Italian Palermo magistrate. The situation has gone beyond being an embarrassing mistake to becoming a grave miscarriage of justice against an innocent man who found himself in a foreign country after fleeing persecution in Eritrea, his home country. Despite all evidence to the contrary, he remains accused of being Medhanie Yehdego Mered and imprisoned as one of the human smugglers most wanted by European authorities. He is being tried in Italian courts; however, the prosecution keeps asking for the case to be heard by different courts and as a result the trial has been restarted and is now being heard by a fourth judge. Henceforth in this article Medhanie Tesfamariam Berhe will be referred to as “the Suspect” and Medhanie Yehdego Mered as “the Smuggler”, to avoid confusion and to better distinguish between the man in custody and the person at large. Read More ...
Since the time of Gaddafi in Libya, migrants who make their way to Europe crossing that country have been informing governments and NGOs about the abuses they suffered in desert camps before making their way across the Mediterranean. Since the time of Gaddafi, Europe (primarily Italy) has been making deals with whichever authority was running the country in trying to stop refugees from arriving at its borders. In Egypt, in the Sinai Peninsula, the torture and trade of African migrants (including human organ trade) reached new levels of brutality during that time. With the fall of Gaddafi, and with the new militia groups jostling for power in Libya, it seems the torture and sale of African migrants has found a new place to continue its heinous business. Read More ...
On October 31st 2017, a student-led protest in the capital of Eritrea was met with gunfire, after the demonstrators gathered in the streets of Asmara to demand the opening of their school which had been forcibly closed. They were primarily students of the Al Diaa Islamic School - a private community school, located in the Akria neighbourhood-and they wanted to be heard by the government. The Eritrean government, however, is not one that tolerates people voicing their opinions, let alone demonstrating in the streets and demanding respect for their rights. Read More ...
ፍቁራት ደቀይ፡ ኣብ ሃገርና ስም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ ዝብል ምስላ ኣሎ፡ እሞ ናይ ብሓቂ ንስኻትኩም ድማ ጩራ ብርሃን ኴንኩም ተሰሚዕኩሙኒ። ጽሓይ ጩራኣ ክትሰድድ ምስ ጀመረት ድማ ኣብ መንጎ ጠጠው ኣይትብልን እያ፡ ቀስ እናበለት ንመላእ ሜሬት ትኸድና። ካብቲ ብዙሕ ዝሰማዕክዎ “መግዛእቲ ከቢዱ ኣዳም ተዋሪዱ ምስ ጥራይ ዝባኑ፡ ኣብቲ ጥሙይ ከብዱ ፡ ዓይኑ ይብራህ ዝርኣየ ዘሎ፡ ዓርከይ ሓወይ መታዓቢትይ መጻውተይ ትኽ ትንፋሰይ፡ ኣዚ ሓላል ህዝቢ ከምዚ ድዩ ኢዱ፡ ኣንይኳዶ ንሕና ዓለም’ውን ሰንቢዱ.. ወዘተ...” Read More ...
British Columbia’s Court of Appeal today dismissed an appeal by Nevsun Resources Ltd., that sought to block a case brought against the company by three Eritrean refugees for the alleged used of forced labour at its Bisha mine in Eritrea. The three plaintiffs allege they were national service conscripts and that their labour was provided to Nevsun and its operating subsidiary, Bisha Mining Share Company, through two Eritrean companies related to Eritrea’s ruling party and its military. They allege those Eritrean companies are documented slavers and the plaintiffs’ labour was extracted under threat of torture, arbitrary detention, imprisonment in inhumane conditions and reprisals against family members. Read More ...
The ruling by the British Columbia Court of Appeal marks the first time that an appellate court in Canada has permitted a mass tort claim for modern slavery. The court rejected Nevsun’s position that the case should be dismissed in Canada and instead heard in Eritrea. Madam Justice Mary Newbury described the situation in Eritrea as one with “the prospects of no trial at all, or a trial in an Eritrean court, possibly presided over by a functionary with no real independence from the state … and in a legal system that would appear to be actuated largely by the wishes of the President and his military supporters…” Read More ...