ምዕባለታት ድሕሪ ኣክርያ
newsare.net
ካብ ፍሽለት ናብ ፍሽለት ዝሰጋገር ዘሎ ዐቅሊ ፅበታዊ ፈተነ ምጉጅጃል ህዝቢ ኤርትራ መርኣያ ምፍላም ተሪር ተቃውሞ ህዝቢ ኤርትራ ምኻኑ ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ይምዕባለታት ድሕሪ ኣክርያ
ካብ ፍሽለት ናብ ፍሽለት ዝሰጋገር ዘሎ ዐቅሊ ፅበታዊ ፈተነ ምጉጅጃል ህዝቢ ኤርትራ መርኣያ ምፍላም ተሪር ተቃውሞ ህዝቢ ኤርትራ ምኻኑ ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ይሕብሩ። ህግደፍ ነቲ ካብ ኣኽርያ ዝተፈሓሓመ እምብይታ ሕዝቢ ፈለማ ናይ ሃይማኖታዊ ጥሩፍነት ጠቀነ ክህቦ ፈቲኑ ምስ ፈሸለ ነቲ ስሙር ተቃውሞ ብናይ ብሔር ምጉጅጃል (ናይ ኣክርያ ጉዳይ ናይ ጀበርቲ ዘለዓዓልዋ ናይበይኖም ግዳይ ደኣምበር ናይ ምስልምና ኣይኮነን ብምባል) ብላይ ሜላ ይጥቀም ምህላዉ ብተወሳኺ ይሕብሩ። ከምቲ ኣብ ውሽጢ ኣብ ደገ ዘሎ ኤርትራዊ ድማ ነቲ ተጀሚሩ ዘሎ ተቃውሞ ሰሚሩ ከጛሃህሮ ድማ ምሕፅንታ እቲ ፍትሒ ተሓሪማቶ ዘላ ሃንቀው ዝብል ዘሎ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘሎ ህዝብና ከነመሓላልፍ ድማ ተላብዮምና። Read More ... Read more