Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis - mengedi dHan jemiru Part 2 | መንገዲ ድሓን ጀሚሩ ካልኣይ ክፋል
newsare.net
እታ ብጥቅምቲ 31, 2017 ዓ.ም. ኣብ ቤት ትምህርቲ ኣል ድያእ ኣል-እስላምያ ኣብ ኣኽርያ ዝተወለዐት ሽግ ዋላ ቀሸም ወሲኽና ሃልሃል ነብላ፡ ናይ ኤርትራ ሰማይ ብብርሃEritrea: Abeba Tesfaghiorgis - mengedi dHan jemiru Part 2 | መንገዲ ድሓን ጀሚሩ ካልኣይ ክፋል
እታ ብጥቅምቲ 31, 2017 ዓ.ም. ኣብ ቤት ትምህርቲ ኣል ድያእ ኣል-እስላምያ ኣብ ኣኽርያ ዝተወለዐት ሽግ ዋላ ቀሸም ወሲኽና ሃልሃል ነብላ፡ ናይ ኤርትራ ሰማይ ብብርሃን ክትቀዶ፡ ተጻዒኑና ዘሎ ጸሊም ደማና ክቅንጠጥ፡ ብሕሱም መንድዓት ዝጎበጠ ዝባንና ትኽ ክብል፡ እሱራትና ክፍትሑ፡ ገበነኛታት ኣብ ፍርዲ ክቀርቡ፡ ኣስከረን ዝተደርበዩን ዝሓቀቁን ኣሕዋትና ኣሓትና ንቡር ክንገብሩሎም ሓመድ ኣዳም ክለብሱ፡ ማእለያ ዘይብሎም ትሕቲ ዕድመ ዝረከብዎም ስደተኛታት ኣብ ልብያ ሓውሲ concentration camp: ማዕረ ዝሽየጡን ዝለወጡን ዘለውን፡ ኣብ እስራኤልን ፡ ሱዳንን፡ ኢትዮጵያን ካልኦት ሃገራት ኣፍሪቃን ኤውሮጳን ፋሕ ብትን ኢሎም ዘለው ዓዶም ክኣትዉ፡ ማይ ርብኦም ክስተዩ። Read More ... Read more