Eritrea: New Year Message by Abeba Tesfaghiorgis ~~ መልእኽቲ ሓድሽ ዓመት ብኣበባ ተስፋገዮርጊስ
newsare.net
ኢሳያስ ነቲ ብግብሩ “እቲ ሃገር ናተይ፡ ወናኒ ባሕርን ባህርያዊ ሃብትን ባዕለይ ዉጹ እንተዘይወጻእኩም ድማ ይኣስረኩም የሕቅቀኩም፡ የጥምየኩም፡ ግዳይ በቢዓEritrea: New Year Message by Abeba Tesfaghiorgis ~~ መልእኽቲ ሓድሽ ዓመት ብኣበባ ተስፋገዮርጊስ
ኢሳያስ ነቲ ብግብሩ “እቲ ሃገር ናተይ፡ ወናኒ ባሕርን ባህርያዊ ሃብትን ባዕለይ ዉጹ እንተዘይወጻእኩም ድማ ይኣስረኩም የሕቅቀኩም፡ የጥምየኩም፡ ግዳይ በቢዓይነቱ ሕማማት ትኾኑ፡ ምንባርኩም ከም ዘጽላኣኩም ይገብረኩም፡ ኣብ ፈቀዶ ማዓሰክራት ከርተት በሉ፡ ኣብ ባሕሪ መዲተራንያን ተቀበሩ፡ ኣብ ልብያ ዘመናዊ ብርነት ተሸየጡ ተለወጡ፡ ክፍላተ ኣካላትኩም ንዕዳጋ ይውረድ፡ ኣዴታትኩም ይብከያ ይዋረዳ፡ ኣዋልድኩም ብኣሕዋተንን በዲዊንን ይግሃሳ፡ ኣብ ርእሲ በሰላ ቁስለንን፡ ድኽነተንን፡ ሓዘነንን፡ ኣቦ ዘይብሉ ክድርብይኦ ዘይክእላ ቆልዓ ይሰከማ፡ ኣብ ኤርትራ ኢ-ሰባዊ ተግባራት ይግበር ከም ዘሎ ይረጋገጽ፡ ኣይግድሰንን’ዩ። ኣብ ናይ ዓለም ቤት ፍርዲ ከይቀርብ፡ ጭካኒኦም ከም ናተይ ኣይከውንን እምበር ክሱሳት መራሕቲ ኣለው፡ ዓበይቲ መንግስትታት ድማ ንሓቂ ዘይኮነስ ረብሓኦም እዮም ዝርእዩ። ኣበይከ ከይትበጽሑ ተማናጨቱ ድኣ” ኢሉ ከምዚ ኹሉ ነቲ ዓይኒ ዘይብሉ ጥልመቱን ጨካን ልቡን ዘግደዶ ይመስል። ህዝቢ ትሕቲ ዕድመ ከይተረፈ ዝረኸበ ይርከቢኒ ኢሉ ብቀጻሊ ይስደድ ኣሎ። እቲ ዝወረደ ይውረደኒ ክጸወሮ’ዩ ዓደይ ኣይገድፍንዩ ዝበለ ቁጽሪ እናዋሓደ ዝኸይድ ዘሎ ድማ፡ ብዙሕ ዓይነት ስራሓታውቲ፡ ዓበይቲ ትካላትን ጋራጃትን ምዕጻው ዊሒዱስ ሕጂ ድማ ማእለያ ዘይብለን ንኣሽቱ ድልኳናታዉቲ’ውን ተዓጽየን ይባሃል ኣሎ። Read More ... Read more