Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis - “betri Heqs tqeTn Amber 'aytsbern” ~ “በትሪ ሐቅስ ትቀጥን እምበር ኣይትስበርን”
newsare.net
መንግስቲ እስራኤል ነቶም 40,000 ስደትድኛታት- ልዕሊ 30,000 ዝኾኑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ዝተረፉ ድማ ደቂ ሱዳን፡ ካብ መሬታ ተባሕጉጎም ክወጹላ ምእንቲ “እዚኣቶEritrea: Abeba Tesfaghiorgis - “betri Heqs tqeTn Amber 'aytsbern” ~ “በትሪ ሐቅስ ትቀጥን እምበር ኣይትስበርን”
መንግስቲ እስራኤል ነቶም 40,000 ስደትድኛታት- ልዕሊ 30,000 ዝኾኑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ዝተረፉ ድማ ደቂ ሱዳን፡ ካብ መሬታ ተባሕጉጎም ክወጹላ ምእንቲ “እዚኣቶም ስደተኛታት ኣይኮነኑን እንታይ ድኣ ናይ ኤኮነሚ ሽገር ዘለዎም ዓዶም ክኸዱ ዝኽእሉ ጽላቋት(Infiltrators) እዮም” ብዝብል ጉልባብ ምስ ኣፍሪቃዊት መንግስቲ ሩውንዳ ተሰማሚዓ ንርዋንዳ ክትሰዶም ወሲና። እስራኤል ሓንቲ ካብተን ነቲ ናይ 1951 ናይ ስደታኛታት ውዕል መጀመርታ ዝፈረመት ሃገር’ያ። ከምኡ ስለ ዝኾነ ድማ እዩ ሽፋን ትፈጥር ዘላ። Read More ... Read more