Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis - “qalsi tejemiru'mber aytezazemen”
newsare.net
ኩላትና ከም ንፈልጦ፡ ሓደ ሰብ ካብዛ ዓለም እዚኣ ብሞት ምስ ተፈልየ፡ ኣብ ባህልና ኣብተን ዝተፋላለያ ሃይማኖታት ብበቢዓይነቱ ኣጋባባት ብሕልፊ ኣብታ ቀዳመይEritrea: Abeba Tesfaghiorgis - “qalsi tejemiru'mber aytezazemen”
ኩላትና ከም ንፈልጦ፡ ሓደ ሰብ ካብዛ ዓለም እዚኣ ብሞት ምስ ተፈልየ፡ ኣብ ባህልና ኣብተን ዝተፋላለያ ሃይማኖታት ብበቢዓይነቱ ኣጋባባት ብሕልፊ ኣብታ ቀዳመይቲ ዓመት፡ ወግዓዊ መዘከርታ ይግበረሉዩ። ንምሳሌ ኣብ ኦርቶዶክስ፡ ካቶሊክ ኣብ 12, 40 ፈረቃ ዓመት፡ ዓመት፡ ቀረባ ቤተስባን ፈተውትን ተኢኪቡ ናብ ቤተክርስትያን ይኸይድ፡ ካህናት ንምዉት ፍትሓት ይገብርሉ፡ ቤተስብ ድማ ከምኡ ጸሎቱ ናብ ኣምላኽ የዕርግ፡ ብድሕሪኡ ኣብ ቤት ከድካ ካብቲ እተቀረበ እኽለ ማይ ትካፈል። Read More ... Read more