Eritrea: Sacttism - hgdefawi nay Tf'at sne-Hasab bhalefta zQezfa …Hgi-'albo tkalat fliPos
newsare.net
Sacttism - ህግደፋዊ ናይ ጥፍኣት ስነ-ሓሳብ ብሃለፍታ ዝቐዝፋ …ሕጊ-ኣልቦ ትካላት ፍሊጶስ (ቤ/ማእሰርቲ ዓዲ ኣቤቶ ዝሰተረቶ ሚስጥራት) 3ይ ክፋል ከም መቐጸልታ ኣብEritrea: Sacttism - hgdefawi nay Tf'at sne-Hasab bhalefta zQezfa …Hgi-'albo tkalat fliPos
Sacttism - ህግደፋዊ ናይ ጥፍኣት ስነ-ሓሳብ ብሃለፍታ ዝቐዝፋ …ሕጊ-ኣልቦ ትካላት ፍሊጶስ (ቤ/ማእሰርቲ ዓዲ ኣቤቶ ዝሰተረቶ ሚስጥራት) 3ይ ክፋል ከም መቐጸልታ ኣብዚ ቅንያት ዝጀመርኩዎም ጽሑፋት፡ ንሎሚ ድማ ልኡኻት ኢሳይያስ ብስም “ሰብኣዊ መሰላት” ንዘሰላስልዎም እዋናዊ መደባት ብጭብጢ ዘቃልዑ፡ ብግብሪ ዝረትዑ፡ እቶም ዝወዓልዎን ኣንዳዕዲዖም ዝፈልጥዎን ዜጋታትና ዝምስክርዎ፡ ካብ ውሽጥን ካብ መላእ ዓለም ዝተኣኻኸቡ መርተዖታት ብምድራኽ፡ ካብቶም ብጀነራል ፍሊጶስ ዝመሓደሩ ሕጊ ኣልቦ “ትካላት” ሓደ ዝኾነ፡ ብዛዕባ ቤት ማእሰርቲ ዓዲ ኣቤቶ ዘዳለኹዎ ዝርዝራዊ ሓበሬታ እንሆ Read More ... Read more














