Eritrea: Amanuel Sium - sawa Antay 'afreyet? salsay kfal፡ ሳዋ እንታይ ኣፍረየት? ሳልሳይ ክፋል፡ ኣማኑኤል ስዩም
newsare.net
«ሓደ ኣባል ጉዱድ ዕስክርና ካብ ኣስመራ ናብ ከረን ብኣውቶቡስ እንዳ ተጓዕዘ እንከሎ፣ ኣብ ብሎኮ ከረን ማለት ዓዲ ኣበይቶ ደው ኣቢሎም መንቀሳቀሲ ርእዮም ከEritrea: Amanuel Sium - sawa Antay 'afreyet? salsay kfal፡ ሳዋ እንታይ ኣፍረየት? ሳልሳይ ክፋል፡ ኣማኑኤል ስዩም
«ሓደ ኣባል ጉዱድ ዕስክርና ካብ ኣስመራ ናብ ከረን ብኣውቶቡስ እንዳ ተጓዕዘ እንከሎ፣ ኣብ ብሎኮ ከረን ማለት ዓዲ ኣበይቶ ደው ኣቢሎም መንቀሳቀሲ ርእዮም ከይኣክል ካብኣውቶቡስ ኣውሪዶም ፣ኣበይ ጸኒሕካ ናበይ ኢኻ ትኸይድ ዘሎኻ ፣ ስለምንታይ ብዝብሉ ዘይምኽኑይ ሕቶታት የዋጥርዎ። ንስኻ ትብል እቲ ዝኸዶ ዘሎ ምስጢራዊ …ወርቂ ዝሕፈሶ ቦታ ይኸዉን እምበር ማዕረ ክንድ’ዚ ምፍርራሕን ምፍታሽን ዳኣ ኣብ ምንትምንታይ? ብዝኾነ ድሕሪ ቡዙሕ ምፍርራሕን ምክልባትን ተገላጊሉ ናብ ኣውቶቡስ ተመሊሱ ኣብመንበሩ ኮፍ ምስበለ፣ የማን ጸጋም ቁሊሕ ቁሊሕ ኢሉ ፣ ምስወደአ ነቶም ኣብ ጥቕኡ ዝነበሩ ብዕድመ ዕብይ ዝበሉ ኣቦ »ኣቦ ግዝኣት ቱርኪ እዩ መሪርና እኮ !” ክብል ምረቱ ገለጸሎም«። እቶም ሰብኣይ ካኣ ግልብጥ ኢሎም »ኣንታ ቆልዓ ዘይትፈልጦ እስከ ኣይትዛረብ፣ ዎሪድዎ ቱርኪ መንቀሳቀሲ'ዶ ይሓትት ነይሩ'ዩ« ኢሎም ግዝኣት ጉጅለ ህግደፍ ካብ ግዝኣት ቱርኪ ከም ዝገድድ ደርጉሑሉ» ይብለኩም Read More ... Read more