Eritrea: Sacttism - hluw kunetat biet ma'serti Alla ~~ (ህልው ኩነታት ቤት ማእሰርቲ ዓላ)
newsare.net
ኣብ ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር (ደሓር ህግደፍ)፡ ብዛዕባ ዛንታ ቤት ማእሰርትን ኣተሓሕዛ እሱራትን፡ ማዕረ ማዕረ’ቲ ታሪኽ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝምዘዝ ታሪEritrea: Sacttism - hluw kunetat biet ma'serti Alla ~~ (ህልው ኩነታት ቤት ማእሰርቲ ዓላ)
ኣብ ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር (ደሓር ህግደፍ)፡ ብዛዕባ ዛንታ ቤት ማእሰርትን ኣተሓሕዛ እሱራትን፡ ማዕረ ማዕረ’ቲ ታሪኽ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝምዘዝ ታሪኽ ኣለዎ፡፡ ንሎሚ ካብ ሜዳ ጀሚሩ መዋእሎም “ሓዞ፡ እሰሮ፡ ህረሞ፡ ቅተሎ” ዝብሉ መምርሒታት፡ ካብ ዘውርዱ ጨካናት ሓለፍቲ፡ እቲ ብህዝቢ ዝተነጽገ ጀነራል ፍሊጶስ ወልደዮውሃንስ፡ ካብ ዘመሓድረን ቤት ማእሰርታት ሓደ ዝኾነ፡ ቤት ማእስርቲ ዓላ ዝምልከት እዋናዊ ሓበሬታ ክፍንወልኩም፡፡ Read More ... Read more