Eritrea: Amanuel Sahle - Human Rights ~~ መስል ወዲ ሰብ ኣማኑኤል ሳህለ
newsare.net
መለኮታዊ ሓይሊ ስለ ዘሎኒ ማንም ከይትክፈኒ ይብል ነይሩ። ሻማን ዚብሃሉ መራሕቲ ማሪታዊ ሃይማኖት ድማ እቲ መራሒ ካብ ኣምላኽ እተቐበሎ ምሉእ ናይ ምንባርን ምግEritrea: Amanuel Sahle - Human Rights ~~ መስል ወዲ ሰብ ኣማኑኤል ሳህለ
መለኮታዊ ሓይሊ ስለ ዘሎኒ ማንም ከይትክፈኒ ይብል ነይሩ። ሻማን ዚብሃሉ መራሕቲ ማሪታዊ ሃይማኖት ድማ እቲ መራሒ ካብ ኣምላኽ እተቐበሎ ምሉእ ናይ ምንባርን ምግባትን ምዝራፍን ምእስራን ምቕታልን መሰል ከም ዘለዎ ገይሮም ንህዝቢ የእምኑ ነይሮም። በዝን ክንድዝን ድማ እቲ በዓልስልጣንን እቶም ካህናቱን ነቲ ህዝቢ ከም ዘይናቶም ብምርኣይ ከም እንስሳ ዘቤት ገይሮም ይመርሑዎ ነበሩ። ኣብ ፍጥረት: ሓይሊ ደኣምበር መሰል ዚብሃል ነገር ዘሎ ኣይመስለንን። ግን ምናልባት እቲ በዓል ግዜ ወይ በዓል ስልጣን: ከምዚ እንተ ገበርካ ከምዚ ክትረክብ ኢኻ ይብለካ ነይሩ ይኸውን። ነቲ ንሱ ዚገብረልካ ድማ ከም መሰልካ ጌርካ ትወስዶ ኔርካ። ግን ንሱ ልዕሊ ሕጊ ድማ ስለ ዝኾነ: ውሕስነትሲ ኣይነበረካን። Read More ... Read more