Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis ~~ ኣደይ ሓረጉ ዖቁባዮውሃንስ
newsare.net
ኣደይ ሓረጉ ዖቁባዮውሃንስ ክብርቲ ዋላዲተይ ኣቲ ፈቃር ኣደይ፡ ዓዲ እግዚኣብሄርኪ ካብ ትኸዲ ሓያለይ ዓመታት ኮይኑ፡ ጊዜ እንታይ ኣለዎ ይሓልፍ ይጎይ፡ ድቅEritrea: Abeba Tesfaghiorgis ~~ ኣደይ ሓረጉ ዖቁባዮውሃንስ
ኣደይ ሓረጉ ዖቁባዮውሃንስ ክብርቲ ዋላዲተይ ኣቲ ፈቃር ኣደይ፡ ዓዲ እግዚኣብሄርኪ ካብ ትኸዲ ሓያለይ ዓመታት ኮይኑ፡ ጊዜ እንታይ ኣለዎ ይሓልፍ ይጎይ፡ ድቅስ ተንስእ ውጉሕ ዕርብ ኮይኑ። ኣደይ መዓረይ ኣብ ንኡስ ዕድሜኺ፡ ንርእስኺ ቆልዓ፡ ቆልዓ ወሊድኪ ብኣይ ተበኩርኪ፡ ብዙሓት ወሊድኪ፡ ንሓደ ክትጠንሲ፡ ነታ ሓንቲ ከተጥብዊ፡ ነደ ሓደ ክትሓቁፊ፡ Read More ... Read more