Eritrea: Sacttism ኣብ ጸላም ዝጸልመቱ ከዋኽብቲ… ~~ እድሪስ መሓመድ ዓሊን ብጾቱን
newsare.net
ድሕሪ ናጽነት ኣብ ውሽጢ 7 ሳምንታት፡ ካብ ገገዝኦምን መሳጊድን ተተሓኒቖም፡ ካብ ዝጠፍኡ ሃይማኖታውያን ኣቦታት ሓደ፡ ኣብ ከረን ቃዲን ኡስታዝን ቤት ትምህርቲEritrea: Sacttism ኣብ ጸላም ዝጸልመቱ ከዋኽብቲ… ~~ እድሪስ መሓመድ ዓሊን ብጾቱን
ድሕሪ ናጽነት ኣብ ውሽጢ 7 ሳምንታት፡ ካብ ገገዝኦምን መሳጊድን ተተሓኒቖም፡ ካብ ዝጠፍኡ ሃይማኖታውያን ኣቦታት ሓደ፡ ኣብ ከረን ቃዲን ኡስታዝን ቤት ትምህርቲ መሓድ ዝነበሩ ሓጂ መሓመድ ማራናት ‘ዮም፡፡ ሓጂ ማራናት ካብቶም ከም ወዲሰብ ተፈጢሮም ክንሶም፡ ህይወት ወዲ ኣዳም ከየስተማቐሩ፡ ካብ እሱር ናብ እሱር ዝኸርተቱ፡ መዋእሎም ጥዑም ከይረኣዩ ዝተቐዘፉ ኣቦ እዮም፡፡ ኣብ እዋን ሃይለስላሰን ደርግን ንኣስታት 5 ዓመታት ዝተኣሰሩ ኮይኖም ካብ 17 ሓምለ 1991 ክሳብ መፋርቕ 2000 ድማ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ስርዓት ኢሳይያስ ጸኒሖም፡፡ ሕጂ’ውን በትሪ ኢሳይያስ ኣብ ልዕሊ ሃይማኖታውያን ኣቦታት ብዘይንሕስያ እንዳዓለበት ከም በዓል ኣቦና ሓጂ ሙሳ መሓመድ ኑር ዝኣመሰሉ ዜጋታት ትቐዝፍ ኣላ፡፡ Read More ... Read more