Asmarino | Eritrea: ሓተታ ድምጺ ደሊና ሰነ 6፡ 2018 ጉዳይ ዶብ
newsare.net
ህዝቢ ኤርትራ ኮነ ህዝቢ ኢትዮጵያ ብፍላይ ከኣ በቲ ጉዳይ ብቐጥታ ዝጽለዉ ኣብ ዶባት ዝነብሩ ጎደቦታት፡ ዝናፍቑዎ ዓመተ ሰላም ክኾነሎም ናይ ለይትን ቀትርን ሕልAsmarino | Eritrea: ሓተታ ድምጺ ደሊና ሰነ 6፡ 2018 ጉዳይ ዶብ
ህዝቢ ኤርትራ ኮነ ህዝቢ ኢትዮጵያ ብፍላይ ከኣ በቲ ጉዳይ ብቐጥታ ዝጽለዉ ኣብ ዶባት ዝነብሩ ጎደቦታት፡ ዝናፍቑዎ ዓመተ ሰላም ክኾነሎም ናይ ለይትን ቀትርን ሕልሞም እዩ። ህዝቢ ብኹሉ ሸነኽ፡ ጽባሕ ንግሆ ኤርትራ እንታይ ከምእትምልስ ኪሰምዕ ክጽበ ኢዩ። ብወገን ኢትዮጵያ እውን፡ ነቲ ጻውዒት ሰላም ዝዓናቕፍ ዝኾነ ይኹን ዝርዝራትን ምስምስን ከይሰምዕ ጽን ክብል እዩ። Read More ... Read more