Eritrea: Audio Book - መእተዊ -- ምስጋና ~~ ሮዛን ሰሌን ብእስጢፋኖስ ገብረሚካኤል ተሞልሶ ~~
newsare.net
ክቡራት ተኸታተልቲ ድምጺ ደሊና፡ ብእስጢፋኖስ ገብረሚካኤል ተሞልሶ ዝተደርሰት ህብብቲ መጽሓፍ ሮዛን ሰሌን፡ ኣብ ቀረባ ግዜ ኣብ ሬድዮ ኣዝማሪኖ ብትረኻ መልክEritrea: Audio Book - መእተዊ -- ምስጋና ~~ ሮዛን ሰሌን ብእስጢፋኖስ ገብረሚካኤል ተሞልሶ ~~
ክቡራት ተኸታተልቲ ድምጺ ደሊና፡ ብእስጢፋኖስ ገብረሚካኤል ተሞልሶ ዝተደርሰት ህብብቲ መጽሓፍ ሮዛን ሰሌን፡ ኣብ ቀረባ ግዜ ኣብ ሬድዮ ኣዝማሪኖ ብትረኻ መልክዕ ብተኸታታሊ ክትፍኖ ክትጅምር ምዃና ክንሕብር ንፈቱ። ሮዛን ሰሌን ብዛዕባ ንፍቕርን ቃልኪዳንን ተዘንቱ ልብወለዳዊት መጽሓፍ ኮይና ሽዱሽተ ሚእትን ሓምሳን ገጻት ዝሓዘት ዓባይ መጽሓፍ’ያ። ቀጺሉ ዝቐርብ መእተውን ምስጋን'ዩ። Read More ... Read more