Asmarino | Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis መንፈሳዊ ማዕበል፡ ህዝባዊ ሰላማዊ ምንቅስቃስ
newsare.net
ሓደ ተማሃራይ፡ ወለዱን መማሃራኑን ጥራይ ኣይኮኑን ዘምህርዎ፡ ብሙሉኡ እቲ ህብረተሰብ’ዩ። ጠቅላላ ናይ ምክያድ ወጻኢታት ናይታ ቤት ትምህርቲ ካብ መንግስቲ’Asmarino | Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis መንፈሳዊ ማዕበል፡ ህዝባዊ ሰላማዊ ምንቅስቃስ
ሓደ ተማሃራይ፡ ወለዱን መማሃራኑን ጥራይ ኣይኮኑን ዘምህርዎ፡ ብሙሉኡ እቲ ህብረተሰብ’ዩ። ጠቅላላ ናይ ምክያድ ወጻኢታት ናይታ ቤት ትምህርቲ ካብ መንግስቲ’ዩ ዝኽፈል። መንግስቲ ድማ ካብ ህዝቢ ብርሃጹ ዘምጽኦ ገንዘብ፡ ብቀረጽ ገይሩ ንኹሉ ይዓምም። ሓደ ሙሁር ተማሂሩ፡ ንህዝቢ ከገልግል እምበር፡ ተማሂሩ፡ ንርእሱ ጥራይ ናብርኡ ከጣጣሕ ኣይኮነን። ህዝብና ለቅሓ ኣይፈቱን’ዩ። እንተተለቅሔ ድማ - ናይ ሕጂ ኣይንርኤ - ከይከፈለን ኣይድቅስን’ዩ፡ ሓደ ሰብ ተዓድዩ፡ ምኽፋል እንድሕሪ ስኢኑ፡ ሻህን ብኑን ኣዳልዩ፡ ንቤተሰቡን፡ ፈተውቱን ጸዊዑ ኣግሂዱ ቅለቱኒ’ዩ ዝብል፡ ብኸከም ዓቅሞም ዘዋጽእዎ ድማ ለቅሕኡ ይኸፍል። እምባኣር ተሚሂሩ ንህዝቢ ብቅኑዕ መገዲ ዘየገልግል፡ ንረብሐ ህዝቢ ዘይገልግል፡ እንተኾይኑ ከምቲ ክኸፍል እናኻኣላ ዘስቅጥ፡ ነውራም ተለቃሒ’ዩ። Read More ... Read more