Eritrea: ጸጋ ሓርነትን ፍትሕን ካብ ኣተሓሳስባ`ዩ ዝውለድ!!!
newsare.net
ኣብ ህይወት ዘሎ ሰብ ግድን ይሓስብ፣ ሓሳብ ብቓል ይልለ፣ ቃል ኣብ ግብሪ ምስ ተተርጐመ ኸኣ ህያው ይኸውን። ምሕሳብ ዘየቐድም ቃል፣ ብቓል ዘይትለም ግብሪ ፍጹምEritrea: ጸጋ ሓርነትን ፍትሕን ካብ ኣተሓሳስባ`ዩ ዝውለድ!!!
ኣብ ህይወት ዘሎ ሰብ ግድን ይሓስብ፣ ሓሳብ ብቓል ይልለ፣ ቃል ኣብ ግብሪ ምስ ተተርጐመ ኸኣ ህያው ይኸውን። ምሕሳብ ዘየቐድም ቃል፣ ብቓል ዘይትለም ግብሪ ፍጹም ኣይህሉን። እምበኣር፡ ጸጋ ሓርነትን ፍትሕን ኣብ ሃገርና ህያው ንምግባር ናብ ውሽጥና ብምጥማት፡ ከም ውልቀሳባትን ከም ህዝብን ብዕትበት ኣተሓሳስባና ክንፍትሽ፡ ክንምርምር፡ ካብ ማንም ጊዜ ሎሚ ብሰንሰለታት ኲናትን ብናይ ስደት ምብትታንን ደቃ ስኢና፡ ወላድ መኻን ኮይና ኣብ ጽምዋ ዝተዋሕጠት፣ብጽምኢ ፍትሒ ጎረሮኣ ዝነቐጸት፣ ብርሃን ሓርነት ሓሪሙያ ትማስን ዘላ እታ ሓላል መሬት ሃገርና ኤርትራ ብመሪር ቃንዛ ትጽውዓና ኣላ። Read More ... Read more