Asmarino | Eritrea: «ሕሳብና ንግበር» ቃል ሓርበኛ ሃይለ ወልደትንሳኤ (ድሩዕ)
newsare.net
ድሕሪ ስምምዕ 2000 ዓም ሽዑ ንሽዑ ሰላም ኮይኑ ምስ ኢትዮጵያ ናብ ንቡር ክንምለስ ዘይተተስፈወ ሰብ ኣይነበረን። ከምቲ ሓደ ገዲም ጥዩስ ተጋዳላይ ክተት ምስ ተባህAsmarino | Eritrea: «ሕሳብና ንግበር» ቃል ሓርበኛ ሃይለ ወልደትንሳኤ (ድሩዕ)
ድሕሪ ስምምዕ 2000 ዓም ሽዑ ንሽዑ ሰላም ኮይኑ ምስ ኢትዮጵያ ናብ ንቡር ክንምለስ ዘይተተስፈወ ሰብ ኣይነበረን። ከምቲ ሓደ ገዲም ጥዩስ ተጋዳላይ ክተት ምስ ተባህለ “ደሓን ሕጂ ክንከትት ኢና፡ ድሕሪ ምኽታትናን ኩናት ደው ምስ በለን ግን ክንተሓታተ ኢና፡ ኣኽላባት መኣስ ይበኣሱ? ዝብኢ ሰጉጎም ምስ ተመልሱ ዝብል ምስላ ኣይትረስዕዎ” ዝበሎም ድሕሪ ምፍራራም ናብቲ ድሒሩ ዝመጸ ዕንወት ክንመጽእ ከም ዝኾና ግሉጽ ብዝኾነ መንገዲ ሓቢሩ ነበረ። ህግደፍ ብዓቢኡ ኢስያስ ኣብ ኣይሰላም ኣይኩናት ዝብል ሸፈጥ ንዓመታት ተሓቢኦም ከም ዝጸንሑ፡ እቲ ሸፈጥ እቲ ከኣ ጠንቂ ምብታትናን ብርሰትናን ከም ዝኾነ ኩሉ ሰብ ዝፈልጦ ሓቂ’ዩ። Read More ... Read more