Asmarino | Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis “መርዓ ክገብር ዳሰይ ክተክል፡ ቅድም ሬሳይ ሀቡኒ ክቀብር”
newsare.net
ክቡር ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣብ ልእላውነትና ትኣምን፡ ሕቡእ ተንኮል - hidden agenda - ዘይብላ: ብሕጊ ኣጣቃቅማ ወደባትና ትቅየድ: ማንም ሃገር ወዳባትና ምስ ትጥቀመሉ ሃጋAsmarino | Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis “መርዓ ክገብር ዳሰይ ክተክል፡ ቅድም ሬሳይ ሀቡኒ ክቀብር”
ክቡር ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣብ ልእላውነትና ትኣምን፡ ሕቡእ ተንኮል - hidden agenda - ዘይብላ: ብሕጊ ኣጣቃቅማ ወደባትና ትቅየድ: ማንም ሃገር ወዳባትና ምስ ትጥቀመሉ ሃጋራዊ ረብሓና’ዩ። እቲ ዘይምቅዳው ናይ ሃገረ ኤርትራን ኢትዮጵያን ክጎድል ጥራይ ዘይኮነስ ክድምሰስ ኣለዎ። ካብ ህዝbi ኤርትራ ንላዕሊ ሰላም ዝደሊ የልቦን እንተበልኩ ቃል ኣጋንኖ ኣይኮነን። ህዝቢ ኤርትራ ን30 ዓመታት ዝኣክል ደማዊ ኩናት ምስ ማእለያ ዘይብሉ ጥፍኣት ህይወትን፡ ዘይተደኣደነ ኩሉ ዓይነት ክሳራታትን ዘካየደ፡ ሰላም ስለ ዝስኣነ’ዩ። ሰላም ኩናት ጠጠው ምባል ጥራይ ኣይኮነን፡ እንታይ ድኣ ፍትሒ ምስ ዝነግስ’ዩ። ክቡር ህዝቢ ኤርትራ፡ ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ንዶክተር ኣብይ ካብ ሕጂ ንንየው ንስኻ ኢኻ ትመርሓና ካብ በሎ፡ ኣብነቱ ብደቂቅ ተኸቲሉ፡ እዘን ዝስዕባ ክገብረን ትጽበዮ፡ ቀዳማይ፡ ናይ ፖሊቲካ እሱራት ብዘይ ውዓል ሕደር ክፈትሖም። Read More ... Read more