Eritrea: ሚኒስተር ፋይናንስ ነበር ኣቶ ብርሃነ ኣብርሀ፡ ሎሚ ንጉሆ ሓይልታት ጸጥታ ጨውዮም ኣበይ ከምዝወሰዱዎ ከምዘይፍለጥን
newsare.net
ሎሚ ኣብ ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ክቃላሕ ንሰምዖ ዘለና ትርጉም ኣልቦ ናይ ሰላም ስምምዕ፡ ክምቲ ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ናይ ሕልና እሱራት ኣብዚ ቀረባ እEritrea: ሚኒስተር ፋይናንስ ነበር ኣቶ ብርሃነ ኣብርሀ፡ ሎሚ ንጉሆ ሓይልታት ጸጥታ ጨውዮም ኣበይ ከምዝወሰዱዎ ከምዘይፍለጥን
ሎሚ ኣብ ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ክቃላሕ ንሰምዖ ዘለና ትርጉም ኣልቦ ናይ ሰላም ስምምዕ፡ ክምቲ ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ናይ ሕልና እሱራት ኣብዚ ቀረባ እዋን ዝተፈትሑ፡ ኣብ ኤርትራ ድማ እዚ ስርዓት ንዝሓለፍ ብዙሓት ዓመታት ብዘይ ክስን ፍርድን ኣብ ቀይዲ የእቲዎም ዝጸንሐ ከም እኒ ክቡር ተጋዳላይ ቢትወደድ ኣብርሃን ኣባላት ጉጅለ 11፣ጋዜጠኛታትን ካልኦት ብኣሽሓት ዝቁጸሩ ናይ ሕልናን ናይ እምነት እሱራትን ሎሚ ይፍትሑ ይኾኑ ዝብል ተስፋ ኣብ ብዙሓት ኤርትራውያን ሃገራውያንን ደለይቲ ስላም ማሕበረሰብ ዓለምን ትጽቢት ክግበር ጸኒሑ እዩ። Read More ... Read more