Asmarino | Eritrea: ኤርትራዊ መንእሰይ ጥዋፍ ሃገር፡ ታሪኽ ክተሰርሕ ተባራበር!!!
newsare.net
ሃገር ብመንሽሮ ስርዓት ውሽጣዊ መግዛእቲ ፋሺስታዊ ውልቀመላኺ ኢሳያስን (ፋ.ው.መ.ኢ.) ጃንዳኡን፡ ብኣረሜናዊ መቕተልቲ ጀጋኑ ኣካለ ስንኩላንን፣ ብምጽልማት ስርAsmarino | Eritrea: ኤርትራዊ መንእሰይ ጥዋፍ ሃገር፡ ታሪኽ ክተሰርሕ ተባራበር!!!
ሃገር ብመንሽሮ ስርዓት ውሽጣዊ መግዛእቲ ፋሺስታዊ ውልቀመላኺ ኢሳያስን (ፋ.ው.መ.ኢ.) ጃንዳኡን፡ ብኣረሜናዊ መቕተልቲ ጀጋኑ ኣካለ ስንኩላንን፣ ብምጽልማት ስርዓተ ትምህርትን፣ብምስፍሕፋሕ ዘስካሕክሕ ኣቢያተ ማእሰርትን፣ ብፈጠራዊ ጅሃዳዊ መቕተልቲ ዜጋታት ኣመንቲ ምስልምናን፣ ብሰንሰለታት ኣጽናቲ ኲናትን፣ ብጃምላዊ መቕተልቲ ዓዲ ኣበይቶን መሰልቱን፣ ብምድርባይ ልዕልና ሕጊ ቅዋምን፣ ብምዕፋን ኩሉ መዳያዊ ኣድምሳዊ ሰብኣዊ መሰልን፣ ብምርማስ ኩሉ መዳያዊ ፖለቲካውን ቁጠባውን ህይወትን፣ ብምብካል ባህልን ስነ-ምግባርን፡ ሃገር ማሲና ትርከብ ኣላ። ኣብ ጐድኑ፡ ብሰር`ዚ ዝተጠቕሰ ፋሺስታዊ ውሽጣዊ መግዛእቲ፡ ኤርትራ ብኣልማማዊ ባህሪያዊ ምብሕጓጕን ምድረበዳነትን፣ ብሕብረተሰብኣዊ ምብሕጓጕን ባዶነትን፡ ሓልፋይ ዝኾነላ ሓይሊ የስእና ብምህላዉ፡ ኣብ ገምገም ጥፍኣት ቃልዕ ትኸውን ከም ዘላ ትኩር ምስትውዓል ይሓተና ኣሎ። Read More ... Read more