Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis ናይ ሐዲሽ ዓመት መልእኽቲ
newsare.net
ህዝቢ ተዳባቢሱ፡ መግብናን ኣማጋግባናን ተማሓይሹ፡ ዓሳ ብኹሉ ዝኽእሎ ዋጋ ህዝቢ በሊዑ፡ ቤት ማእሰርትታት ናይ ቢት ትምሃርትታት ተለዊጡ፡ መንእሰይ ትምህርቲEritrea: Abeba Tesfaghiorgis ናይ ሐዲሽ ዓመት መልእኽቲ
ህዝቢ ተዳባቢሱ፡ መግብናን ኣማጋግባናን ተማሓይሹ፡ ዓሳ ብኹሉ ዝኽእሎ ዋጋ ህዝቢ በሊዑ፡ ቤት ማእሰርትታት ናይ ቢት ትምሃርትታት ተለዊጡ፡ መንእሰይ ትምህርቲ ጸጊቡ፡ ሆስፒትላንት ኪሊንካትን፡ ከም ቃንጥሻ ዓሳ በቁሉ፡ መገድታትና ብ ብቸመንቶ ኣርማቶ፡ ተስሪሑ፡ ጎቦታትና ከም ናይ ጥንቲ በግራብ ተሸፊኑ። ሕርሻታት ማዕቢሉ። ናይ ባሕርን ኣየርን መሬታን ሰራዊት ትምህርቲ ዝጸገበ ፕርፈሽናል ኮይኑ፡ ዓበይትና ክቢሮም ከም ናይ በዓል ኣመሪካ ክንክን ተገይሩሎም፡ ማእለይ ዘይብሉ ስቅይን ከይድገም በብዓንቱ museum ተሰሪሑ፡ ክብርና ተመሊሱ ንርኤሞ። ካብዚ ናብቲእ ስ ክንበጽሕ ኣሎና ኢልና ጸሎት ሓዊስና ክንጎይ፡ እቲ ናይ ሕሰምን ስቅያን ጎቦ ፈሪሱ ሰጥ ዝበል ሜዳ ክኸውን ይኽእል’ዩ። Read More ... Read more