ምስጋና ካብ ስድራቤት ብምኽንያት ዕረፍቲ ኣቦይ ተስፋጊዮርጊስ ብዓታይ
newsare.net
ብምኽንያት ዕረፍቲ ኣዚና እነፍቅሮን እነኽብሮን ኣቦና ኣቦይ ተስፋግዮርጊስ በዓታይ፡ ብኣካል ኣብ ቤትና መጺእኩም፡ ከምኡ’ውን ብዝተፋላለየ መንገዲ ናይ ሓዘምስጋና ካብ ስድራቤት ብምኽንያት ዕረፍቲ ኣቦይ ተስፋጊዮርጊስ ብዓታይ
ብምኽንያት ዕረፍቲ ኣዚና እነፍቅሮን እነኽብሮን ኣቦና ኣቦይ ተስፋግዮርጊስ በዓታይ፡ ብኣካል ኣብ ቤትና መጺእኩም፡ ከምኡ’ውን ብዝተፋላለየ መንገዲ ናይ ሓዘንና ተኻፈልቲ ብሙዃን ዘጻናናዕኩሙና ኣሕዋትናን ፈተውትናን፡ ስለቲ ዘርኣኹሙና ሕውነትን ፍቅርን ሕሰም ኣይትርከቡ እናበልና ብልቢ ነመስግን ኣሎና። ክቡር ወላዲና ካብ ግዜ ጣልያን ጀሚሩ ብዙሕ ክርኢ ዝተዓደለ ናይ ዕድመ በዓል ጸጋ’ዩ። ኣብዚ ልዕሊ 100-ዓመት ሓሊፉ ዝኸይድ ጉዕዞ ድማ ብብዙሕ ናይ ሕይወት ተመክሮ ዝሕለፍ ከም ሙኻኑ መጠን፡ ብብዙሕ ናይ ሕይወት ፈተና ክትሓልፍ እትግደደሉ ናይ ሕይወት መስርሕ እውን እዩ። ክቡር ኣቦና ግን ኣብ ፍርሓት እግዚኣቢሄር ዝተሰረተ ብዝነበሮ ጽኑዕ እምነት ምስ ኩሉ ፍቅርን ሰላምን ሓዲጉ እዩ ዝኸደ። Read More ... Read more