Eritrea : Abeba Tesfaghiorgis ምኺድሲ ኪዲ ትኽድዮ በያናይ ዓዲ
newsare.net
እምበኣር ሎሚ “ምኻድሲ ኪዲ ትኸድዮ በያናይ ዓዲ” ዝብል ኣርእስቲ ሒዘ እንሆ ቀሪበ፡ ቀደም መርዓ በቶም ኽልተ ወለዲ ይዉዳእ’ሞ፡ እታ ጓል ተመርዕያ ክትብገEritrea : Abeba Tesfaghiorgis ምኺድሲ ኪዲ ትኽድዮ በያናይ ዓዲ
እምበኣር ሎሚ “ምኻድሲ ኪዲ ትኸድዮ በያናይ ዓዲ” ዝብል ኣርእስቲ ሒዘ እንሆ ቀሪበ፡ ቀደም መርዓ በቶም ኽልተ ወለዲ ይዉዳእ’ሞ፡ እታ ጓል ተመርዕያ ክትብገስ ከላ፡ ኣዋልድ ዓዲ “ምኻድሲ ኪዲ፡ ትኸድዮ በየናይ ዓዲ” እናበላ ብደርፊ የፋንውኣ። ከመይ ወለዳ በቲ ሕምነት ይታኣማመኑ፡ መሰል መርዓት ብእንዳ ኣሕሙ ይኽበር እምበር፡ ንሳስ ጽቡቅ ወይ ሕማቅ ከጓንፋ ኣይትፈልጥን’ያ። ንሕና ኤርትራውያን ን30 ዓመታት ክንዋጋእ ከለና፡ ሀገር ፍትሒ ነጊስዋ፡ ህዝቢ ንዉሉድ ወለዶ ዝማሓላለፍ ሳላምን ራህዋን ክህልዎ’ዩ ነይሩ። እንተኾነ እዚ ዝሓለፈ 27 ዓመታት ማይ ሐቁንና። Read More ... Read more