newsare.net
ፍቁራት ደቀይ፡ ኣብ ሃገርና ስም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ ዝብል ምስላ ኣሎ፡ እሞ ናይ ብሓቂ ንስኻትኩም ድማ ጩራ ብርሃን ኴንኩም ተሰሚዕኩሙኒ። ጽሓይ ጩራኣ ክትሰድOpen Letter to Chura Band - ቅሉዕ መልእኽቲ ንጩራ ባንድ
ፍቁራት ደቀይ፡ ኣብ ሃገርና ስም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ ዝብል ምስላ ኣሎ፡ እሞ ናይ ብሓቂ ንስኻትኩም ድማ ጩራ ብርሃን ኴንኩም ተሰሚዕኩሙኒ። ጽሓይ ጩራኣ ክትሰድድ ምስ ጀመረት ድማ ኣብ መንጎ ጠጠው ኣይትብልን እያ፡ ቀስ እናበለት ንመላእ ሜሬት ትኸድና። ካብቲ ብዙሕ ዝሰማዕክዎ “መግዛእቲ ከቢዱ ኣዳም ተዋሪዱ ምስ ጥራይ ዝባኑ፡ ኣብቲ ጥሙይ ከብዱ ፡ ዓይኑ ይብራህ ዝርኣየ ዘሎ፡ ዓርከይ ሓወይ መታዓቢትይ መጻውተይ ትኽ ትንፋሰይ፡ ኣዚ ሓላል ህዝቢ ከምዚ ድዩ ኢዱ፡ ኣንይኳዶ ንሕና ዓለም’ውን ሰንቢዱ.. ወዘተ...” Read More ... Read more