newsare.net
ስነጥበብ ንዘመናት ዝነብር ታሪኽ እዩ፡ ስለ ዝኾነ እዩ ከኣ ኩሉ ስነጥበባዊ፡ ስርሓቱ ክስንዶ ብዙሕ ጻዕሪ ዘካይድ። ህዝቢ ዓለም ከኣ ነቲ ስነጥበባዊ ዝሰነዶ ሰሚEritrea: kidan Tbeb zelewo mShet ኪዳን ጥበብ ዘለዎ ምሽት
ስነጥበብ ንዘመናት ዝነብር ታሪኽ እዩ፡ ስለ ዝኾነ እዩ ከኣ ኩሉ ስነጥበባዊ፡ ስርሓቱ ክስንዶ ብዙሕ ጻዕሪ ዘካይድ። ህዝቢ ዓለም ከኣ ነቲ ስነጥበባዊ ዝሰነዶ ሰሚዑ ወይ ርእዩ ብዙሕ ታሪኽ ይቐስም፡ ታሪኽ ወለዶታትን ባህልታትን ከአ ብኡ ይሰጋገር። በዚ ኣገባብ እዚ ተጸልዩ ከኣ ብዙሕ ስነጥበበኛ ይፈሪ ከም ዝነበረ ኩልና ንፈልጦ ሓቂ እዩ ፡፡አብ ዝሓለፈ ግዜ አብ አትላንታ ጆርጂያ ሕብራት መንግስትታት ኣመሪካ ዓቢ ናይ ሙዚቀኛታትትን ደረፍትን ዳግመ ርክብ ወይ ምትኽኻብ ተጌሩ ኔሩ ። እዚ ምትእኽኻብ እዚ አርቲስት ብዛዕባ ሙዚቓ ዓዶምን ባህሎምን ተራኺቦም ክዛተዩ ዝገበርዎ ቅዱስ ሓሳብ እዩ ኔሩ፡ Read More ... Read more