newsare.net
ኣብይ ኣሎ ሓውኻ? ኣብይ ኣላ ሓብትኻ? ኣበይ ኣላ ኣዴኻ? ኣበይ ኣሎ ኣቦኻ? ክቡር ህዝቢ ኤርትራ፡ ኩላትና ከም ንፈልጦ፡ ዋና ዕላማ ናይቲ መራሒ ምስ ሰዓብቱ ነቲ ኣፋEritrea: Abeba Tesfaghiorgis - Abey Alo HawKa? Abey ala HabtKa? abey ala AdieKa? abelo aboKa?
ኣብይ ኣሎ ሓውኻ? ኣብይ ኣላ ሓብትኻ? ኣበይ ኣላ ኣዴኻ? ኣበይ ኣሎ ኣቦኻ? ክቡር ህዝቢ ኤርትራ፡ ኩላትና ከም ንፈልጦ፡ ዋና ዕላማ ናይቲ መራሒ ምስ ሰዓብቱ ነቲ ኣፋሪቅዎ ዘሎ ዕንወት ህዝብን ሀገርን ብዘይ ንሕስያ ምዝዛም’ዩ። ንሕና ድማ “እንተዘይትደፍኣኒ መን መወደቅኒ፡ ከም ዝብሃል፡ ብሐፋሻ ኣዛራርባ ብከምዚ ዝስዕብ ከይተፈለጠና ድልየቱ ንፍጽመሉ ኣለና። ማላት ዘይተኣደነ ክቱር ስስዔ፡ ፍትወተ ርእሲ ምድስካል፡ ሕልና፡ ኣንነት (arrogance)_ ኣነ ይበልጽ፡ ፡ ኣልቦነት ትሕትና፡ ምትሕብባር ገደፍካ ምውድዳር ከም መንፈዓት ምውሳድን፡ ተስፋ ምቁራጽን፡ ኤርትራውያን ጥራይ ዘይኮነ ብመጀመርታ ሰብ ሙዃና ምርሳዕን’ዩ። ኣብ እዋን ገድሊ ምስ ክንደይ ተጻብኦታት ምሳና ደው ዝበሉ ወጻእተኛታት፡ ካብ ኤርትራ ዝረብሕሉ ነይርዎም ዘይኮነስ፡ ኣብ ፍትሕን፡ መሰልን፡ ሰላምን ህዝቢ ኤርትራ ስለ ዝኣመኑ ጥራይ እዩ። ክደግሞ ንዓይ ከም ዝመስነኒ ድልየቱ ሕልሙን ነቲ ፕረዚደንት ንፍጽመሉ ዘለና፡ እዚ ዝጸብጸክዎ’ዩ። Read More ... Read more