newsare.net
በብውልቅና ኣፍረይቲ ኣይኮናን ፥ ኣብቶም ብልምዲ ምስ ተቓወምቲ ተኣሳሲሮም ዝረኣዩ ዘመተታት ከኣ፡ ምትእምማን የብልናን። ስለዚ፡ ሻቕሎትና ንምዕራፍን ናይ ምEritrea: ሓይሊ ጽቡቕ ድሌት ሓተታ ኣዝማሪኖ ዳት ኮም
በብውልቅና ኣፍረይቲ ኣይኮናን ፥ ኣብቶም ብልምዲ ምስ ተቓወምቲ ተኣሳሲሮም ዝረኣዩ ዘመተታት ከኣ፡ ምትእምማን የብልናን። ስለዚ፡ ሻቕሎትና ንምዕራፍን ናይ ምትሕግጋዝ ባህግና ንምርዋይን ገለ ነገር ክግበር ኣለዎ ዝብል እምነት ኣለና። ምእንቲዚ፡ ንጽቡቕ-ድሌትና ከም ኣድማዒ ሓይሊ ክንጥቀመሉ ንኽእል ኢና። ጽቡቕ-ድሌት ህዝብና እቲ ዝዓበየ ጸጋ ሃገር እዩ፥ በዚ ድምር ሓይሊ ዚ ኸኣ ህዝባዊ ርኢቶ ክጽሎ ከምዝኽእል ከኣ ኣየጠራጥርን። Read More ... Read more