newsare.net
ክቡር ቐዳማይ ሚኒስቴር፡ ጻዕርካን ጻዕሪ እቲ ብኣኻ ዝምራሕ መንግስትኻን፡ ሰላም ምስ ህዝቢ ኢትዮጵያ ጥራይ ዘይኮነስ ኣድላይነት ምዕቃብ ሰላም ምስ ኩለን ጎረAsmarino | Eritrea: HRCE ቅሉዕ ደብዳቤ ናብ ክቡር ዶክተር ኣቢ ኣሕመድ ቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራላዊት መንግስቲ ኢትዮጵያ
ክቡር ቐዳማይ ሚኒስቴር፡ ጻዕርካን ጻዕሪ እቲ ብኣኻ ዝምራሕ መንግስትኻን፡ ሰላም ምስ ህዝቢ ኢትዮጵያ ጥራይ ዘይኮነስ ኣድላይነት ምዕቃብ ሰላም ምስ ኩለን ጎረባብቲ ሃገራት ክህልዎ ዝኽእል ኣገዳስነት ብምርዳእ፡ ነቲ ንዝሓለፉ 20 ዓመታት ንህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ምፍልላይ ሓሊፉ ክሳብ ደም ዘፋሰሰ ፍጹም ዘይ ምኽኑይን ዘይርትዓውን ዶባዊ ግጭት ብመሰረት ኣብ ሚያዝያ 13 2002 ዝሓለፈ ናይ መጨረሽታን ቀያድን ብይን ብዘይ ገለ ቅድመ ኹነት ኢትዮጵያ ተቐቢላ ንኽትግብሮ ድልውቲ ምህላዋን ተማሳሳሊ ኣወንታዊ መልሲ ካብ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ንምስማዕ ኣብ ትጽቢት ከም ዘላን ኣመልኪትካ ዝሃብካዮ መግለጺ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ብደቂቅ ይከታተሎ ከምዝጸንሕ ዝጠፍኣካ ኣይመስለንን። Read More ... Read more