newsare.net
ክልተ መዓልቲ ኣቢሉ ይገብር፡ ኣብ ኢንተርነት ብደምቤታት ኤርትውያን ሸፈፍ ኢለ ክሓልፍ ከለኹ፡ ኣብ ቅድሚት ታክሲ ተሰሪዔን፡ ሰብ ዘወር ዘውር እናበለ ክማሓላAsmarino | Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis እንተተዓቆርካስ ትሰምዕ ድኣ
ክልተ መዓልቲ ኣቢሉ ይገብር፡ ኣብ ኢንተርነት ብደምቤታት ኤርትውያን ሸፈፍ ኢለ ክሓልፍ ከለኹ፡ ኣብ ቅድሚት ታክሲ ተሰሪዔን፡ ሰብ ዘወር ዘውር እናበለ ክማሓላለፍ ዝርኣየሉ ቪድዮ ናይ ካተድራልን ምስኡ ዝኸይድ ድምጽታት፡ “መራሕቲ ናይ ክልቴኤን ሀገራት ዶክቶር ኣብይ ኣሕመድን ኢሳያስ ኣፈወርቅን ደላይቲ ሰላም’ዮም ንሰላም ድማ ይሰርሑ ኣለው፡ ደጊም ሰላም ተረኽቢያ” ዝዓይነቱ ይስማዕ ነይሩ። ንሱ ጥራይ መኣስ ኮይኑ፡ ሓደ ሰብ ከም ዝነገረኒ፡ ኣብ ሶሻል ሚድያ፡ ሓደ ኤርትራዊ “ደጊም ሰላም መጺኣ እየ፡ ሓደ ጎደና ኣስመራ ብስም ዶክቶር ኣብይ፡ ሓደ ጎደና ኣዲስ ኣበባ ድማ ብስም ኢሳያስ አፈወርቂ“ እንተተስምየ ጽብቅ’ዩ” ኢሉ። ሓደ ካብቲ እንተተዓቆርካስ ትሰምዕ ድኣ ዘበለኒ እምብኣር እዚ’ዩ። Read More ... Read more