newsare.net
ክቡር፡ ዉጽዕ፡ ግዱዕ ህዝቢ ኤርትራ፡ ሕጂ ግን እቲ ኩናት ናይ ዶብ ከም ዘይነበረ ብዘይኣዋላውል ተራጋጊጹ። ዶክቶር ኣብይ ኣሕመድ ሰላም ኢና ንደሊ፡ ናይ ኣልጀAsmarino | Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis መልእኽቲ ብዛዕባ ዘለናዮ ኩነታት
ክቡር፡ ዉጽዕ፡ ግዱዕ ህዝቢ ኤርትራ፡ ሕጂ ግን እቲ ኩናት ናይ ዶብ ከም ዘይነበረ ብዘይኣዋላውል ተራጋጊጹ። ዶክቶር ኣብይ ኣሕመድ ሰላም ኢና ንደሊ፡ ናይ ኣልጀርስ ስምምዕ ከም ዘለዎ ንቅበሎ ኣሎና ምስ በለ፡ ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ክልተ ሰሙን ዝኣክል መልሲ ኣይሃበን ኣጽቂጡ፡ ድሓር ከኣ “ብመጀመርታ ናይ ኢትዮጵያ ምርግጋእ ኢና ንደሊ” ኢሉ። ኣብዚ ኩናት እዚ፡ ልዕሊ 19 ሽሕ መንእሰይ ናይ ኤርትራ ዝተዓጻጸፈ ቁጽሪ መንእሰይ ኢትዮጵያ ሃሊቁ። ኣብዚ ናይ 16 ዓመታት ኣይ ሰላም ኣይ ኩናት ግዝያት ህዝቢ ኣብ ምጽናት መሬት ኣብ ምብዳም ዝኸደ ሓቂ ብሓቂ ንከንቱ እዩ ነይሩ። Read More ... Read more