newsare.net
ድሕሪ ኩነታት ምስ ኢትዮጵያ፡ ወትሃደራዊ ኣቃውማ ሓይልታት ምክልኻል፡ ካብ ኮራት ናብ ስርሒታት ምስተለወጠ፡ ፍሊጶስ’ውን ካብ ኮር 161፡ ብቀጥታ ኣዛዚ ስርሒትEritrea: Sacttism - gf'tatn ngdawi mHawratn flipos ab mbraQ afriqa
ድሕሪ ኩነታት ምስ ኢትዮጵያ፡ ወትሃደራዊ ኣቃውማ ሓይልታት ምክልኻል፡ ካብ ኮራት ናብ ስርሒታት ምስተለወጠ፡ ፍሊጶስ’ውን ካብ ኮር 161፡ ብቀጥታ ኣዛዚ ስርሒት ዞባ 02 ኮይኑ እዩ ቀጺሉ፡፡ ፍሊጶስ ድሕሪ ምስ ኩናት ኢትዮጵያ ኣብ ተወርዋሪ እዚን ኣብ ቤ/ጽ ጀነራል (ባለነኪ) ምስተመደበ ውን፡ ኣብ ሜዳን ኣብ ኩናት ምስ ኢትዮጵያን ዝጸንሐ ሕሱም ተግባራቱ ዚያዳ ቀጺልዎ እዩ፡፡ መርኣያ ጭካንኡን ሕሱም ተግባራቱን ድማ፡ ኣብ ቀጽሪ ቤት ማእሰርታት ዓዲ ኣቤቶ፡ ማይስርዋ፡ ማይሑጻ፡ ዓላ፡ ሰረጀቓን ዓዲ ንፋስን ዝፍጸም ኢሰብኣዊ በደላት እዩ፡፡ እቶም ቀንዲ ጨካናት ኣፈጸምቱ ድማ፡ ኣብ ዝሓለፈ ክፋላት ዝጠቐስኩዎም መርመርትን ኣባላት ኮሚተ ፍርድን’ዮም፡ Read More ... Read more