newsare.net
ኢሳይያስ፡ ካብ 1994 ጀሚሩ፡ ብስም “ሃይማኖታዊ ጉዳያት” ዝፍለጥ ሓውሲ ስለያዊ ትካል ኣጣይሱ፡ ንኹለን ሃይማኖታትን ሃይማኖታዊ ትካላትን ክጸናጸንን፡ ዕቱብEritrea: Sacttism - almamawi na'serti ab l'li amenti 'slmna ~~ ኣልማማዊ ማእሰርቲ ኣብ ልዕሊ ኣመንቲ እስልምና
ኢሳይያስ፡ ካብ 1994 ጀሚሩ፡ ብስም “ሃይማኖታዊ ጉዳያት” ዝፍለጥ ሓውሲ ስለያዊ ትካል ኣጣይሱ፡ ንኹለን ሃይማኖታትን ሃይማኖታዊ ትካላትን ክጸናጸንን፡ ዕቱብ ምክትታላት ክግበረለን ክእዝዝ ጸኒሑ እዩ፡፡ ብምስምስ “ሃይማታዊ ጥሩፍነት”፡ ኣብ ኩለን ሃይማኖታት ብዙሓት ጳጳሳት፡ ኣቕሽሽቲ፡ ሙፉቲታት ሸኻት፡ መገብቲ፡ ፓስተራትን ኣመንቲን ብዝተፈላለየ ምስምስ ተቐይዶምን ተሰዊሮምን እዮም፡፡ ኤርትራውያን ኣመንቲ እስልምና ውን ከም ሃገሮም፡ ኣብ ዝሓለፈ ርብዒ ዘመን፡ ካብቶም መዋእሎም መሰል እምነት ዝተሓረሙ ጭቁናት ክፋላት ሕብረተ ሰብና እዮም፡፡ Read More ... Read more