newsare.net
ሓጎስ ኪሻ ከኣ ረቢሖም ከርብሑ ዝኽእሉ፡ ብኣዚዩ ስቱር መገዲ ዝንቀሳቐሱ፡ ኣብ ዕደና ተሞኩሮ ዘለዎም፡ ወጻእተኛታት ብምምጻእ፡ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ከኣ ብፍላይ ኣብEritrea: Sacttism - ተስፋ ሚሊዮናት ዝመጸዉ ቢሊዮነራት (ሰነዳት ዕደና ወርቂ ዛራ) 2ይ ክፋል
ሓጎስ ኪሻ ከኣ ረቢሖም ከርብሑ ዝኽእሉ፡ ብኣዚዩ ስቱር መገዲ ዝንቀሳቐሱ፡ ኣብ ዕደና ተሞኩሮ ዘለዎም፡ ወጻእተኛታት ብምምጻእ፡ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ከኣ ብፍላይ ኣብ ልቸንሳን ፍቓድ ዋኒንን ብጉልባብ ንሓንቲ ትዕግስቲ ጸጋይ ትበሃል ወልቀ ሰብ ሓላፍነት ብምሃብ፡ ካብ ሚኒስትሪ ንግድን ኢንዳስቱሪን ኣድላይ ወረቓቕቲ ክጻፈፈላ ተገይሩ፡፡ እቶም ካብ ወጻእ ዝመጹ ኪኢላታት’ውን፡ ኣብ ምሕደራን ቴክኒካዊ ጉዳያት ክሳተፉ ምስተገብረ፡ ዛራ ብሓፈሻ ሰሙናዊ ክሳብ 60 ኪሎ ወርቂ ክተፍሪ ጀሚራ፡፡ ግቡእን ሓላፍነትን መንግስትን ግንባርን ኣብ ዝተሓዋሰሉ ህግደፋዊ መድረኽ፡ ሃገርና ብሓደ ገባቲ ሰልፊ ምስተዓብለለት፡ ከምቲ ኣብ ቢሻን ኣብ ሃገራዊ ቁጠባን ዝተኻየደ ኣብ ዛራ’ውን ሓያሎ ህግደፋዊ ሽጣራታት ይቕጽሉ ኣለው፡፡ ዕደና ወርቂ ዛራ ካብ ዝጅመረሉ ዕለት ጀሚሩ፡ ብኸውሊ ዝተፈጸሙ ሽርሒታት ዝስዕቡ ክገልጸልኩም፡፡ Read More ... Read more