newsare.net
ስርዓት ህግደፍ፡ ንተቓወምቲ ጉጅለታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ወኪሉ፡ ካብ ወትሃደራዊ ስልጠናታት ጀሚሩ ክሳብ ምልዛብ፡ ምስ “ሓባራዊ ረብሓ” ዘለወን ሃገራት ክዓምም ጸEritrea: Sacttism - ሓገዝ ንተቓወምቲ ጉጅለታት ቀርኒ ኣፍሪቃ
ስርዓት ህግደፍ፡ ንተቓወምቲ ጉጅለታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ወኪሉ፡ ካብ ወትሃደራዊ ስልጠናታት ጀሚሩ ክሳብ ምልዛብ፡ ምስ “ሓባራዊ ረብሓ” ዘለወን ሃገራት ክዓምም ጸኒሑ’ዩ፡፡ ብሓገዝ ጉጅለ ኢሳይያስ ኣብ ኤርትራን ወጻእን ሓገዝ ዝተግበረሎም ዳርጋ ኩሎም ዕጡቋት ጉጅለታት ቀርኒ ኣፍሪቃን የመንን’ዮም፡፡ ክሳብ ሕጂ ንወትሃደራዊ ስልጠናታት ዕጡቋት ጉጅለታት ዝተሓረያ ከባቢታት ዓጋመት፡ ጀበል ሓሚድ፡ ሓሪና፡ ዓሻጋላ፡ ሙሎቨር፡ ዊዓ፡ ዒን፡ ኪሎማ፡ ኣፋምቦን ዳህላክ ከቢርን እየን፡፡ ኣብዚ ከባቢታት ዝተወዘዐ ኩሉ ዜጋ ከምዝፈልጦ፡ ኣብ ሃገርና ተቓወምቲ ጉጅለታት ኢትዮጵያ፡ ሱዳን፡ ደቡብ ሱዳን፡ ሶማል፡ ጁቡቲን የመንን ተዓሊሞም ኢዮም፡፡ ኣብ ሰነዳት ካብ ዝተረኸበ ሓበሬታ ብጭብጥታት ክድርኽ፡ Read More ... Read more