Select a country

Eritrea: Prominent Military Leaders Under Arrest and Members of the National Service Demand Mobilization

Wedi Kebede the notorious pfdj operative who was in charge of Adi Abeito Prison and some of his henchmen have been arrested. Wedi Kebede was known for his cruelty and is responsible for atrocities against countless prisoners. It is unclear how his arrest cam
Welcome to Asmarino Independent.

Eritrea: Prominent Military Leaders Under Arrest and Members of the National Service Demand Mobilization

Wedi Kebede the notorious pfdj operative who was in charge of Adi Abeito Prison and some of his henchmen have been arrested. Wedi Kebede was known for his cruelty and is responsible for atrocities against countless prisoners. It is unclear how his arrest came about but it is believed it follows a visit to Adi Abeito by Issias Afworki about a week ago. During his visit, Issias Afworki was heard telling those in charge of the prison that they will not escape accountability. Our sources believe that this might be one of the many things that Issias will do to evade responsibility for the injustice in the country. Our sources also confirm that some Pentecostals have this week been released from Adi Abeito and Mai Sirwa prisons following their signing of documents pledging that they will not participate in any activities of the Pentecostal churches again. Many who refused to sign are still in prison and the rumors that the prison has been shut is indeed false. Read More ...

Asmarino | Eritrea: ህዝባዊ ተላዕሎ ንትንሳኤ ኤርትራ - ንባብናን መትከልንናን ኣብ ህልው ፖለቲካዊ ምዕባለ ሃገርና

ዎ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ፥ ኣብ ኩሉ ደረጃታት ጽፍሒ ሓላፍነት መንግስቲ፥ ኩሉኹም ኣዘዝቲን ኣባላትን ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፥ መንእሰያትን፡ ከምኡውን ኣብ
Welcome to Asmarino Independent.

Asmarino | Eritrea: ህዝባዊ ተላዕሎ ንትንሳኤ ኤርትራ - ንባብናን መትከልንናን ኣብ ህልው ፖለቲካዊ ምዕባለ ሃገርና

ዎ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ፥ ኣብ ኩሉ ደረጃታት ጽፍሒ ሓላፍነት መንግስቲ፥ ኩሉኹም ኣዘዝቲን ኣባላትን ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፥ መንእሰያትን፡ ከምኡውን ኣብ ደገን ወጻእን እትርከቡ ኣባላት ህግደፍ ብፍላይ፥ እዚ ዘለናዮ ህሞት ሃገርና ብሓቂ ወካሊ ዘይብላ ሃገር ምዃና ዝተነጸረሉ፥ ካብ ኢድና ወጺኣ ንባዕዳዊ ዋንነት ክትርከብ በቲ ዝኣመንክምዎ ልዑል ሃገራዊ ክሕደት ተፈጺሙ፥ ሃገር ሓንሳብን ንሓዋሩን ዋንነትኩም ትስእንሉ ናይ መጨረሻ ሰዓት በጺሑ ይርከብ። ሎሚ እቲ ምርጫ ንጹር እዩ። ንውዲት ጉሒላ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኢድካን እግራኻን ኣጣሚርካ ብምዕዛብ፥ ሃገር ዘይብልካ ምትራፍ፥ ወይ ድማ ሓንሳብን ንሓዋሩን መንነትካ ምርግጋጽን ንትንሳኤኻ ደው ምባልን እዩ። ልዑል እምነትና እዚ ዳሕረዋይ ምርጫ እዩ፡ ኤርትራ ኣደ ወራዙት፥ ኤርትራ ኣደ ጅግንነት፥ መኸተን ጽንዓትን፡ ኤርትራ ኣደ ሕግን ኣገባብን ክብረትን፥ ኤርትራ ኣደ ትብዓትን ቆራጽነትን፥ ኤርትራ ኣንጻር ክሕደትን ጥልመትን ምዃና ዳግም ነረጋግጸሉ ሰዓት ሕጂ እዩ። ጸላኢና ሓደን ሓደን ጥራይን ኢሰያስ ኣፈወርቂ እዩ። ክህልወና ዝኽእል ሓሳባት ትሕቲ ኤርትራ ዝስራዕ ጥራይ ምዃኑ ኣሚንና ብሓባር ክንለዓልን ንኢሰያስ ወጊድ ብምባል፥ ሃገርና፥ክብረትና ንምለስ፡ ትንሳኤና ነውሕስ። Read More ...

Asmarino | Eritrea: Eritrean Music 2018 nraKeb ftHi (ንራኸብ) Mihreteab Michael ~ ምሕረትኣብ ሚካኤል

Eritrean Music 2018 nraKeb (ንራኸብ) Mihreteab Michael ~ ምሕረትኣብ ሚካኤል Read More ...
Welcome to Asmarino Independent.

Asmarino | Eritrea: Eritrean Music 2018 nraKeb ftHi (ንራኸብ) Mihreteab Michael ~ ምሕረትኣብ ሚካኤል

Eritrean Music 2018 nraKeb (ንራኸብ) Mihreteab Michael ~ ምሕረትኣብ ሚካኤል Read More ...

Eritrea still holds hundreds of Prisoners incarcerated for their Religious Faith

Release Eritrea has confirmed that this morning around 30 prisoners who were imprisoned for their Christian faith have been released. Another five were released yesterday. All prisoners (11 women and 24 men) were released on bail from Mai-Sirwa Prison. This g
Welcome to Asmarino Independent.

Eritrea still holds hundreds of Prisoners incarcerated for their Religious Faith

Release Eritrea has confirmed that this morning around 30 prisoners who were imprisoned for their Christian faith have been released. Another five were released yesterday. All prisoners (11 women and 24 men) were released on bail from Mai-Sirwa Prison. This group of prisoners had filled out forms agreeing to not participate in meetings conducted by their respective churches four and half years ago, however unlike their fellow believers who had done that to secure release previously they were never granted a release until yesterday. Bail conditions are unclear and prisoners who were unable to fulfill those conditions still remain in prison. Read More ...

Asmarino | Eritrea: Tsegay Asmerom «እቲ ናይ ቄሳር ንቄሳር»

ህግደፍ ንህዝብን መሬትን ኤርትራ ናብ ጸላእቱ ቀይርዎም። ክንዲ ዝኾነ ክኣ ህዝብን ህግደፍን ዝነበሮም ናይ ወላድን ውሉድን ዕትብቲ ይኹን ህዝባዊ እምነትን ተስ
Welcome to Asmarino Independent.

Asmarino | Eritrea: Tsegay Asmerom «እቲ ናይ ቄሳር ንቄሳር»

ህግደፍ ንህዝብን መሬትን ኤርትራ ናብ ጸላእቱ ቀይርዎም። ክንዲ ዝኾነ ክኣ ህዝብን ህግደፍን ዝነበሮም ናይ ወላድን ውሉድን ዕትብቲ ይኹን ህዝባዊ እምነትን ተስፋን ተበቲኹ። በዚ ድማ ህዝባዊ ሰረቱ ተማሕዩ። ወተሃደራዊ ማሓውር ህግደፍ ብሚሒር ጭቆና ምስ ሰራዊቱ ሕቖን ከብድን ኮይኖም። ምስ ናይ ውሽጥን ወጻእን ዲፕሎማስያዊ ልፍንቲታቱ በቲኽዎ'ዩ። ቁጠባዊ ኣካላት ህግደፍ ክለምሱ ዝሰረሐ ውን ባዕሉ'ዩ። እዚ ኩሉ ድማ ውጽኢት ፖሎቲካዊ ፍልስፍና ህግደፍ ኣብ ሰላም ከነብር ዘይክእል መፈጠር ስለ ዘለዎ'ዩ። ህግደፍ በዚ ኩሉ ምኽንያታት ንገዛእ ርእስይሱ'ኳ ንኸይ ነብር ሰሪሑ'ዩ። ደምበ ተቓውሞ ድማ ነዚ ኩሉ ዕድላት ተቐቢሉ ስለ ዘባኸኖ ህግደፍ ሂወት ሶዂዑ ትልኽ ንክብል ሰሪሑ'ዩ። ህላወ ህግደፍ ኣብ ናይ ገዛእ ርእሱ ፖሎቲካዊ ሞቖምያታት ዝተተኸለ ዘይኮነስ፡ ደምበ ተቓውሞ ውጽኢት ውደብኡ ልዕሊ ንደምበ ተቓውሞ ንህግደፍ ዘርብሕ ብምዃኑ'ዩ። ህግደፍ ንረብሓ ደምበ ተቓውሞ ክውዕል ዝኽእል፡ ኩሉ መዳያዊ ሃብቲ ኣሕሊፉ ንደምበ ተቓውሞ ሂብዎ'ዩ። ደምበ ተቓውሞ ግን ናብ ረብሓ ቃልሱ ከውዕሎ ኣይከኣለን። በዚ ድማ ህግደፍ ንኽቕጽል መሰረታዊ ዋሕስ ኮይኑዎ'ዩ ደምበ ተቓውሞ። Read More ...

Asmarino | Eritrea: መደረ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ቀጥታ ካብ ሚለንዩም ኣደራሽ

መደረ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ቀጥታ ካብ ሚለንዩም ኣደራሽ Read More ...
Welcome to Asmarino Independent.

Asmarino | Eritrea: መደረ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ቀጥታ ካብ ሚለንዩም ኣደራሽ

መደረ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ቀጥታ ካብ ሚለንዩም ኣደራሽ Read More ...

Asmarino | Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis መልእኽቲ ብዛዕባ ዘለናዮ ኩነታት

ክቡር፡ ዉጽዕ፡ ግዱዕ ህዝቢ ኤርትራ፡  ሕጂ ግን እቲ ኩናት ናይ ዶብ ከም ዘይነበረ ብዘይኣዋላውል ተራጋጊጹ። ዶክቶር ኣብይ ኣሕመድ ሰላም ኢና ንደሊ፡ ናይ ኣልጀ
Welcome to Asmarino Independent.

Asmarino | Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis መልእኽቲ ብዛዕባ ዘለናዮ ኩነታት

ክቡር፡ ዉጽዕ፡ ግዱዕ ህዝቢ ኤርትራ፡  ሕጂ ግን እቲ ኩናት ናይ ዶብ ከም ዘይነበረ ብዘይኣዋላውል ተራጋጊጹ። ዶክቶር ኣብይ ኣሕመድ ሰላም ኢና ንደሊ፡ ናይ ኣልጀርስ ስምምዕ ከም ዘለዎ ንቅበሎ ኣሎና ምስ በለ፡ ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ክልተ ሰሙን ዝኣክል መልሲ ኣይሃበን ኣጽቂጡ፡  ድሓር ከኣ  “ብመጀመርታ ናይ ኢትዮጵያ ምርግጋእ ኢና ንደሊ”  ኢሉ።  ኣብዚ ኩናት እዚ፡ ልዕሊ 19 ሽሕ መንእሰይ ናይ ኤርትራ ዝተዓጻጸፈ ቁጽሪ መንእሰይ ኢትዮጵያ ሃሊቁ። ኣብዚ ናይ 16 ዓመታት ኣይ ሰላም ኣይ ኩናት ግዝያት ህዝቢ  ኣብ ምጽናት መሬት ኣብ ምብዳም ዝኸደ ሓቂ ብሓቂ ንከንቱ እዩ ነይሩ። Read More ...

Asmarino | Eritrea: Ogbai Ghebremedhin ድሕሪ ኣጽናቲ ፈኸምታ ጽልኢ ዳንኬራ ሓዲስ ፍቕሪ መዓልቦኡ ኣበይ!!!

ድሕሪ ስምምዕ 2000 ዓም ሽዑ ንሽዑ ሰላም ኮይኑ ምስ ኢትዮጵያ ናብ ንቡር ክንምለስ ዘይተተስፈወ ሰብ ኣይነበረን። ከምቲ ሓደ ገዲም ጥዩስ ተጋዳላይ ክተት ምስ ተባህ
Welcome to Asmarino Independent.

Asmarino | Eritrea: Ogbai Ghebremedhin ድሕሪ ኣጽናቲ ፈኸምታ ጽልኢ ዳንኬራ ሓዲስ ፍቕሪ መዓልቦኡ ኣበይ!!!

ድሕሪ ስምምዕ 2000 ዓም ሽዑ ንሽዑ ሰላም ኮይኑ ምስ ኢትዮጵያ ናብ ንቡር ክንምለስ ዘይተተስፈወ ሰብ ኣይነበረን። ከምቲ ሓደ ገዲም ጥዩስ ተጋዳላይ ክተት ምስ ተባህለ “ደሓን ሕጂ ክንከትት ኢና፡ ድሕሪ ምኽታትናን ኩናት ደው ምስ በለን ግን ክንተሓታተ ኢና፡ ኣኽላባት መኣስ ይበኣሱ? ዝብኢ ሰጉጎም ምስ ተመልሱ ዝብል ምስላ ኣይትረስዕዎ” ዝበሎም ድሕሪ ምፍራራም ናብቲ ድሒሩ ዝመጸ ዕንወት ክንመጽእ ከም ዝኾና ግሉጽ ብዝኾነ መንገዲ ሓቢሩ ነበረ። ህግደፍ ብዓቢኡ ኢስያስ ኣብ ኣይሰላም ኣይኩናት ዝብል ሸፈጥ ንዓመታት ተሓቢኦም ከም ዝጸንሑ፡ እቲ ሸፈጥ እቲ ከኣ ጠንቂ ምብታትናን ብርሰትናን ከም ዝኾነ ኩሉ ሰብ ዝፈልጦ ሓቂ’ዩ። Read More ...

Open letter to Dr Abiy Ahmed

Oh how I wish Bitweded Abraha was there to receive you! Your views on peace and love your determination for honest development and your straightforward approach to justice (and truth) would have resonated with all his beliefs. Not to mention any discussions r
Welcome to Asmarino Independent.

Open letter to Dr Abiy Ahmed

Oh how I wish Bitweded Abraha was there to receive you! Your views on peace and love your determination for honest development and your straightforward approach to justice (and truth) would have resonated with all his beliefs. Not to mention any discussions regarding Assab would have been based on solid policy foundations and not temporary feel-good-factors that respond to the emotion and not the hard cold reality of the complexities on the ground. He will probably not know of your visit as I don’t think they allow communication like that to the dungeons… Read More ...

Asmarino | Eritrea: «ሕሳብና ንግበር» ቃል ሓርበኛ ሃይለ ወልደትንሳኤ (ድሩዕ)

ድሕሪ ስምምዕ 2000 ዓም ሽዑ ንሽዑ ሰላም ኮይኑ ምስ ኢትዮጵያ ናብ ንቡር ክንምለስ ዘይተተስፈወ ሰብ ኣይነበረን። ከምቲ ሓደ ገዲም ጥዩስ ተጋዳላይ ክተት ምስ ተባህ
Welcome to Asmarino Independent.

Asmarino | Eritrea: «ሕሳብና ንግበር» ቃል ሓርበኛ ሃይለ ወልደትንሳኤ (ድሩዕ)

ድሕሪ ስምምዕ 2000 ዓም ሽዑ ንሽዑ ሰላም ኮይኑ ምስ ኢትዮጵያ ናብ ንቡር ክንምለስ ዘይተተስፈወ ሰብ ኣይነበረን። ከምቲ ሓደ ገዲም ጥዩስ ተጋዳላይ ክተት ምስ ተባህለ “ደሓን ሕጂ ክንከትት ኢና፡ ድሕሪ ምኽታትናን ኩናት ደው ምስ በለን ግን ክንተሓታተ ኢና፡ ኣኽላባት መኣስ ይበኣሱ? ዝብኢ ሰጉጎም ምስ ተመልሱ ዝብል ምስላ ኣይትረስዕዎ” ዝበሎም ድሕሪ ምፍራራም ናብቲ ድሒሩ ዝመጸ ዕንወት ክንመጽእ ከም ዝኾና ግሉጽ ብዝኾነ መንገዲ ሓቢሩ ነበረ። ህግደፍ ብዓቢኡ ኢስያስ ኣብ ኣይሰላም ኣይኩናት ዝብል ሸፈጥ ንዓመታት ተሓቢኦም ከም ዝጸንሑ፡ እቲ ሸፈጥ እቲ ከኣ ጠንቂ ምብታትናን ብርሰትናን ከም ዝኾነ ኩሉ ሰብ ዝፈልጦ ሓቂ’ዩ። Read More ...

Asmarino | Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis እንተተዓቆርካስ ትሰምዕ ድኣ

ክልተ መዓልቲ ኣቢሉ ይገብር፡ ኣብ ኢንተርነት ብደምቤታት ኤርትውያን ሸፈፍ ኢለ ክሓልፍ ከለኹ፡ ኣብ ቅድሚት ታክሲ ተሰሪዔን፡ ሰብ ዘወር ዘውር እናበለ ክማሓላ
Welcome to Asmarino Independent.

Asmarino | Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis እንተተዓቆርካስ ትሰምዕ ድኣ

ክልተ መዓልቲ ኣቢሉ ይገብር፡ ኣብ ኢንተርነት ብደምቤታት ኤርትውያን ሸፈፍ ኢለ ክሓልፍ ከለኹ፡ ኣብ ቅድሚት ታክሲ ተሰሪዔን፡ ሰብ ዘወር ዘውር እናበለ ክማሓላለፍ ዝርኣየሉ ቪድዮ ናይ ካተድራልን ምስኡ ዝኸይድ ድምጽታት፡ “መራሕቲ ናይ ክልቴኤን ሀገራት ዶክቶር ኣብይ ኣሕመድን ኢሳያስ ኣፈወርቅን ደላይቲ ሰላም’ዮም ንሰላም ድማ ይሰርሑ ኣለው፡ ደጊም ሰላም ተረኽቢያ” ዝዓይነቱ ይስማዕ ነይሩ። ንሱ ጥራይ መኣስ ኮይኑ፡ ሓደ ሰብ ከም ዝነገረኒ፡ ኣብ ሶሻል ሚድያ፡ ሓደ ኤርትራዊ “ደጊም ሰላም መጺኣ እየ፡ ሓደ ጎደና ኣስመራ ብስም ዶክቶር ኣብይ፡ ሓደ ጎደና ኣዲስ ኣበባ ድማ ብስም ኢሳያስ አፈወርቂ“ እንተተስምየ ጽብቅ’ዩ” ኢሉ። ሓደ ካብቲ እንተተዓቆርካስ ትሰምዕ ድኣ ዘበለኒ እምብኣር እዚ’ዩ። Read More ...

Eritrea: ቕሰኑ ትብሉናስ... ከመይ ኢልና ክንቐስን... ቀሺ ዘነበ ሃይለ

ቕሰኑ ትብሉናስ... ከመይ ኢልና ክንቐስን... Read More ...
Welcome to Asmarino Independent.

Eritrea: ቕሰኑ ትብሉናስ... ከመይ ኢልና ክንቐስን... ቀሺ ዘነበ ሃይለ

ቕሰኑ ትብሉናስ... ከመይ ኢልና ክንቐስን... Read More ...

Eritrea: ምድማር'ዶ ወይስ ምፍዃስ?

ማንኪ፡ ክቡር ጠቅላይ ሚኒስተር፡ ምሳኹም ክንድመር ንወያነ ኣጥፉኡልና። ዶ/ር ኣብይ፡ ክቡር ማንኪ፡ ጀመርቲ ስለ ዝኾና ገና ምድማር ኢና ዘለና። ንስኹም ግን ቀ
Welcome to Asmarino Independent.

Eritrea: ምድማር'ዶ ወይስ ምፍዃስ?

ማንኪ፡ ክቡር ጠቅላይ ሚኒስተር፡ ምሳኹም ክንድመር ንወያነ ኣጥፉኡልና። ዶ/ር ኣብይ፡ ክቡር ማንኪ፡ ጀመርቲ ስለ ዝኾና ገና ምድማር ኢና ዘለና። ንስኹም ግን ቀዲምኩም ኣብ ምፉዃስ (elimination) ኢኹም በጺሕኩም። ግዜ ሃቡና ከነርክብ። Read More ...

Eritrea: ጸጋ ሓርነትን ፍትሕን ካብ ኣተሓሳስባ`ዩ ዝውለድ!!!

ኣብ ህይወት ዘሎ ሰብ ግድን ይሓስብ፣ ሓሳብ ብቓል ይልለ፣ ቃል ኣብ ግብሪ ምስ ተተርጐመ ኸኣ ህያው ይኸውን። ምሕሳብ ዘየቐድም ቃል፣ ብቓል ዘይትለም ግብሪ ፍጹም
Welcome to Asmarino Independent.

Eritrea: ጸጋ ሓርነትን ፍትሕን ካብ ኣተሓሳስባ`ዩ ዝውለድ!!!

ኣብ ህይወት ዘሎ ሰብ ግድን ይሓስብ፣ ሓሳብ ብቓል ይልለ፣ ቃል ኣብ ግብሪ ምስ ተተርጐመ ኸኣ ህያው ይኸውን። ምሕሳብ ዘየቐድም ቃል፣ ብቓል ዘይትለም ግብሪ ፍጹም ኣይህሉን። እምበኣር፡ ጸጋ ሓርነትን ፍትሕን ኣብ ሃገርና ህያው ንምግባር ናብ ውሽጥና ብምጥማት፡ ከም ውልቀሳባትን ከም ህዝብን ብዕትበት ኣተሓሳስባና ክንፍትሽ፡ ክንምርምር፡ ካብ ማንም ጊዜ ሎሚ ብሰንሰለታት ኲናትን ብናይ ስደት ምብትታንን ደቃ ስኢና፡ ወላድ መኻን ኮይና ኣብ ጽምዋ ዝተዋሕጠት፣ብጽምኢ ፍትሒ ጎረሮኣ ዝነቐጸት፣ ብርሃን ሓርነት ሓሪሙያ ትማስን ዘላ እታ ሓላል መሬት ሃገርና ኤርትራ ብመሪር ቃንዛ ትጽውዓና ኣላ። Read More ...

Eritrea: a Yo-yo Game as War of Independence By Zekre Lebona

1961-1991: the Eritrean elite waged a war of separation from Ethiopia, attempting to bounce away from the latter (the axle), until they defeated the Mengistu regime in 1991. Read More ...
Welcome to Asmarino Independent.

Eritrea: a Yo-yo Game as War of Independence By Zekre Lebona

1961-1991: the Eritrean elite waged a war of separation from Ethiopia, attempting to bounce away from the latter (the axle), until they defeated the Mengistu regime in 1991. Read More ...

Eritrea: ኣዋጅ ብዛዕባ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ቁጽሪ 11/2018

Eritrea: ኣዋጅ ብዛዕባ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ቁጽሪ 11/2018 Read More ...
Welcome to Asmarino Independent.

Eritrea: ኣዋጅ ብዛዕባ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ቁጽሪ 11/2018

Eritrea: ኣዋጅ ብዛዕባ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ቁጽሪ 11/2018 Read More ...

Eritrea: ድምጺ ደሊና፡ PART 2 - እዋናዊ ዛዕብባ: ኣኣንጋዲ ስዩም ተስፋይ ዕድማትና ዮሰፍ ገብረሂወት ምስ ሳልሕ ዮኑስ

Voice of Delina: PART 2 - Seyoum Tesfay interview Yosief Ghebrehiwet & Saleh Younis Read More ...

Asmarino | Eritrea: Tsegay Asmerom «ዓሰብ ናብ ኢትዮጵያ ትመለስ»

«ዓሰብ ናብ ኢትዮጵያ ትመለስ» ኣብ ዘተ ኣዲስ ኣበባ ልኡኽ ጉጅለ ህግደፍ ነዚ ክምልስ ብቕዓት ኣለዎ'ዶ? Read More ...
Welcome to Asmarino Independent.

Asmarino | Eritrea: Tsegay Asmerom «ዓሰብ ናብ ኢትዮጵያ ትመለስ»

«ዓሰብ ናብ ኢትዮጵያ ትመለስ» ኣብ ዘተ ኣዲስ ኣበባ ልኡኽ ጉጅለ ህግደፍ ነዚ ክምልስ ብቕዓት ኣለዎ'ዶ? Read More ...

Eritrea: Anti Slavery Campaign Calls for an Immediate End to the Indefinite National Service

Hundreds of thousands of Eritreans have been subjected to many years of enslavement and many of these have fled their country becoming victims of human trafficking and fatal accidents in search of protection. Many families have been broken and have suffered u
Welcome to Asmarino Independent.

Eritrea: Anti Slavery Campaign Calls for an Immediate End to the Indefinite National Service

Hundreds of thousands of Eritreans have been subjected to many years of enslavement and many of these have fled their country becoming victims of human trafficking and fatal accidents in search of protection. Many families have been broken and have suffered unimaginable loss, Eritrea has lost out on opportunities and development, and we thus call for an immediate end to this illegal practice that has become like cancer to an entire generation of Eritreans. Read More ...

Eritrea: ድምጺ ደሊና፡ እዋናዊ ዛዕብባ: ኣኣንጋዲ ስዩም ተስፋይ ዕድማትና ዮሰፍ ገብረሂወት ምስ ሳልሕ ዮኑስ

Voice of Delina: Seyoum Tesfay interview Yosief Ghebrehiwet & Saleh Younis Read More ...

Asmarino | Eritrea: Ogbai Ghebremedhin ወሳኒ ተራ መሪሕነት!!!

ወሳኒ ተራ መሪሕነት፡ ታሪኽ ከም ዝሕብሮ፡ ክልተ ባህሪያት ዝሓዘለ ምዃኑ ኢዩ። እቲ ቀዳማይ ባህሪ ወሳንነት መሪሕነት - ብከም ሩሲያዊ ጆዘፍ ስታሊን፡ ቺናዊ ማኦ
Welcome to Asmarino Independent.

Asmarino | Eritrea: Ogbai Ghebremedhin ወሳኒ ተራ መሪሕነት!!!

ወሳኒ ተራ መሪሕነት፡ ታሪኽ ከም ዝሕብሮ፡ ክልተ ባህሪያት ዝሓዘለ ምዃኑ ኢዩ። እቲ ቀዳማይ ባህሪ ወሳንነት መሪሕነት - ብከም ሩሲያዊ ጆዘፍ ስታሊን፡ ቺናዊ ማኦ፡ ጀርመናዊ ሂትለር፡ ሩሜናዊ ቻውቸስኪዩ፡ ካምቦድያዊ ፖልፖት ወ.ዘ.ተ. - ከም ላዕልዎት ኣብነት ወልቀመለኽቲ ዝስመዩ፣ ብኣዚዩ ኣዕናውን ኣጽናትን ኲናታት፡ ብሰይጣናዊ ጭቆናታትን ፍጹም ሰብኣዊ ግህሰታትን ዝፍለጡ መርገም ነፍስወከፍ ህዝቦምን ምሉእ ዓለምን ምንባሮም ይፍለጥ። ኣብ ውሽጢ ሃገራቶምን ካልኦት ሃገራትን ዝፈጠሩዎ ጸልማት፡ ወረስቱ በሪሶም ዝጸነቱ ስድራቤታትን ዘጽነትዎም ኣህዛብን ቆጺርካ፣ ዘዕነውዎ ንብረት ዓቂንካ ዘይወዳእ፣ ክሳብ ሎሚ ዘይሓወየ ዝሓደጉዎ ዓሚቝን ሰፊሕን ስምብራታት ዘይሃስስ ምዝጉብ ታሪኽ ኢዩ። ኣብ ዓለም ብምልካዊ ስርዓት ዚርገጽ ሰላማዊ ህዝቢ፡ ግዝኣተ ሕግን ፍትሕን ሓሪሙዎ ሓሳቡ ከይገልጽ ተዓቢሱ፣ ብዓጸቦን ሕማምን ማሲኑ ብማሕለኻ ፍርሃት ህሉው ምዉት ዝኾነ ኣህዛብ ብቢልዮናት ዝግመት`ዩ እንተ ተባህለ ካብ ሓቂ ዝወጸ ኣይኸውንን። Read More ...

Eritrea: Open letter to Honorable Dr. Abiy Ahmed, Prime Minister of Federal Democratic Republic of Ethiopia

We take cognizance of your government’s latest moves with regard to the Algiers Peace Agreement – an agreement which was reached to end a senseless bloody border war between two brotherly people of Eritrea and Ethiopia. Indeed, this issue has been outrage
Welcome to Asmarino Independent.

Eritrea: Open letter to Honorable Dr. Abiy Ahmed, Prime Minister of Federal Democratic Republic of Ethiopia

We take cognizance of your government’s latest moves with regard to the Algiers Peace Agreement – an agreement which was reached to end a senseless bloody border war between two brotherly people of Eritrea and Ethiopia. Indeed, this issue has been outrageously lingering in the course of the past 20 years, producing nothing but more pain and agony within and between the Eritrean and Ethiopian people. We noted today, with utmost interest and delight, your government’s decision to unconditionally implement the final and binding decision of the Border Commission ruling dated April 13, 2002. We believe this particular decision was taken as part of the ongoing efforts of your government which is aimed at promoting and forging the cause of peace between all neighboring countries in the Horn of Africa. Indeed, your decision is truly symbolic and Eritreans living inside and outside of the country are following the matter with great interest and hope for a better future. Read More ...

Asmarino | Eritrea: HRCE ቅሉዕ ደብዳቤ ናብ ክቡር ዶክተር ኣቢ ኣሕመድ ቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራላዊት መንግስቲ ኢትዮጵያ

ክቡር ቐዳማይ ሚኒስቴር፡ ጻዕርካን ጻዕሪ እቲ ብኣኻ ዝምራሕ መንግስትኻን፡ ሰላም ምስ ህዝቢ ኢትዮጵያ ጥራይ ዘይኮነስ ኣድላይነት ምዕቃብ ሰላም ምስ ኩለን ጎረ
Welcome to Asmarino Independent.

Asmarino | Eritrea: HRCE ቅሉዕ ደብዳቤ ናብ ክቡር ዶክተር ኣቢ ኣሕመድ ቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራላዊት መንግስቲ ኢትዮጵያ

ክቡር ቐዳማይ ሚኒስቴር፡ ጻዕርካን ጻዕሪ እቲ ብኣኻ ዝምራሕ መንግስትኻን፡ ሰላም ምስ ህዝቢ ኢትዮጵያ ጥራይ ዘይኮነስ ኣድላይነት ምዕቃብ ሰላም ምስ ኩለን ጎረባብቲ ሃገራት ክህልዎ ዝኽእል ኣገዳስነት ብምርዳእ፡ ነቲ ንዝሓለፉ 20 ዓመታት ንህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ምፍልላይ ሓሊፉ ክሳብ ደም ዘፋሰሰ ፍጹም ዘይ ምኽኑይን ዘይርትዓውን ዶባዊ ግጭት ብመሰረት ኣብ ሚያዝያ 13 2002 ዝሓለፈ ናይ መጨረሽታን ቀያድን ብይን ብዘይ ገለ ቅድመ ኹነት ኢትዮጵያ ተቐቢላ ንኽትግብሮ ድልውቲ ምህላዋን ተማሳሳሊ ኣወንታዊ መልሲ ካብ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ንምስማዕ ኣብ ትጽቢት ከም ዘላን ኣመልኪትካ ዝሃብካዮ መግለጺ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ብደቂቅ ይከታተሎ  ከምዝጸንሕ ዝጠፍኣካ ኣይመስለንን። Read More ...

Asmarino | Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis መንፈሳዊ ማዕበል፡ ህዝባዊ ሰላማዊ ምንቅስቃስ

ሓደ ተማሃራይ፡ ወለዱን መማሃራኑን ጥራይ ኣይኮኑን ዘምህርዎ፡ ብሙሉኡ እቲ ህብረተሰብ’ዩ። ጠቅላላ ናይ ምክያድ ወጻኢታት ናይታ ቤት ትምህርቲ ካብ መንግስቲ’
Welcome to Asmarino Independent.

Asmarino | Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis መንፈሳዊ ማዕበል፡ ህዝባዊ ሰላማዊ ምንቅስቃስ

ሓደ ተማሃራይ፡ ወለዱን መማሃራኑን ጥራይ ኣይኮኑን ዘምህርዎ፡ ብሙሉኡ እቲ ህብረተሰብ’ዩ። ጠቅላላ ናይ ምክያድ ወጻኢታት ናይታ ቤት ትምህርቲ ካብ መንግስቲ’ዩ ዝኽፈል። መንግስቲ ድማ ካብ ህዝቢ ብርሃጹ ዘምጽኦ ገንዘብ፡ ብቀረጽ ገይሩ ንኹሉ ይዓምም። ሓደ ሙሁር ተማሂሩ፡ ንህዝቢ ከገልግል እምበር፡ ተማሂሩ፡ ንርእሱ ጥራይ ናብርኡ ከጣጣሕ ኣይኮነን። ህዝብና ለቅሓ ኣይፈቱን’ዩ። እንተተለቅሔ ድማ - ናይ ሕጂ ኣይንርኤ - ከይከፈለን ኣይድቅስን’ዩ፡ ሓደ ሰብ ተዓድዩ፡ ምኽፋል እንድሕሪ ስኢኑ፡ ሻህን ብኑን ኣዳልዩ፡ ንቤተሰቡን፡ ፈተውቱን ጸዊዑ ኣግሂዱ ቅለቱኒ’ዩ ዝብል፡ ብኸከም ዓቅሞም ዘዋጽእዎ ድማ ለቅሕኡ ይኸፍል። እምባኣር ተሚሂሩ ንህዝቢ ብቅኑዕ መገዲ ዘየገልግል፡ ንረብሐ ህዝቢ ዘይገልግል፡ እንተኾይኑ ከምቲ ክኸፍል እናኻኣላ ዘስቅጥ፡ ነውራም ተለቃሒ’ዩ። Read More ...

Eritrea welcomes Ethiopia PM's olive branch, raising hopes of breakthrough

Speaking at a Martyrs’ Day event in the capital, Asmara, 72-year-old Isaias said he was sending a delegation to Addis Ababa to understand the position of new Ethiopian Prime Minister Abiy Ahmed and “chart out a plan”. It was the first response from Eri
Welcome to Asmarino Independent.

Eritrea welcomes Ethiopia PM's olive branch, raising hopes of breakthrough

Speaking at a Martyrs’ Day event in the capital, Asmara, 72-year-old Isaias said he was sending a delegation to Addis Ababa to understand the position of new Ethiopian Prime Minister Abiy Ahmed and “chart out a plan”. It was the first response from Eritrea, one of Africa’s most closed and authoritarian states, to Abiy’s shock pledge this month to honour all the terms of a peace deal that ended a 1998-2000 war between the Horn of Africa neighbours. Adding to the positive mood music, Abiy’s chief of staff said the prime minister welcomed Isaias’s statement and promised that the Eritrean delegation would be welcomed “warmly and with considerable goodwill”. Read More ...

Eritrea: Audio Book - ሮዛን ሰሌን ብእስጢፋኖስ ገብረሚካኤል ተሞልሶ ~~ ብዛዕባ ደራሲ

Audio Book of Rozan Selen (ሮዛን ሰሌን) Subscribe https://www.youtube.com/channel/UCoFbGFTtoqoHfU4roT4ygNg?sub_confirmation=1  Read More ...
Welcome to Asmarino Independent.

Eritrea: Audio Book - ሮዛን ሰሌን ብእስጢፋኖስ ገብረሚካኤል ተሞልሶ ~~ ብዛዕባ ደራሲ

Audio Book of Rozan Selen (ሮዛን ሰሌን) Subscribe https://www.youtube.com/channel/UCoFbGFTtoqoHfU4roT4ygNg?sub_confirmation=1  Read More ...

Eritrea: Audio Book - መእተዊ -- ምስጋና ~~ ሮዛን ሰሌን ብእስጢፋኖስ ገብረሚካኤል ተሞልሶ ~~

ክቡራት ተኸታተልቲ ድምጺ ደሊና፡ ብእስጢፋኖስ ገብረሚካኤል ተሞልሶ ዝተደርሰት ህብብቲ መጽሓፍ ሮዛን ሰሌን፡ ኣብ ቀረባ ግዜ ኣብ ሬድዮ ኣዝማሪኖ ብትረኻ መልክ
Welcome to Asmarino Independent.

Eritrea: Audio Book - መእተዊ -- ምስጋና ~~ ሮዛን ሰሌን ብእስጢፋኖስ ገብረሚካኤል ተሞልሶ ~~

ክቡራት ተኸታተልቲ ድምጺ ደሊና፡ ብእስጢፋኖስ ገብረሚካኤል ተሞልሶ ዝተደርሰት ህብብቲ መጽሓፍ ሮዛን ሰሌን፡ ኣብ ቀረባ ግዜ ኣብ ሬድዮ ኣዝማሪኖ ብትረኻ መልክዕ ብተኸታታሊ ክትፍኖ ክትጅምር ምዃና ክንሕብር ንፈቱ። ሮዛን ሰሌን ብዛዕባ ንፍቕርን ቃልኪዳንን ተዘንቱ ልብወለዳዊት መጽሓፍ ኮይና ሽዱሽተ ሚእትን ሓምሳን ገጻት ዝሓዘት ዓባይ መጽሓፍ’ያ። ቀጺሉ ዝቐርብ መእተውን ምስጋን'ዩ።  Read More ...

Eritrea: Radio Drama - ሮዛን ሰሌን ብእስጢፋኖስ ገብረሚካኤል ተሞልሶ ~~ ብዛዕባ ደራሲ

Audio Book of Rozan Selen (ሮዛን ሰሌን) Subscribe https://www.youtube.com/channel/UCoFbGFTtoqoHfU4roT4ygNg?sub_confirmation=1  Read More ...
Welcome to Asmarino Independent.

Eritrea: Radio Drama - ሮዛን ሰሌን ብእስጢፋኖስ ገብረሚካኤል ተሞልሶ ~~ ብዛዕባ ደራሲ

Audio Book of Rozan Selen (ሮዛን ሰሌን) Subscribe https://www.youtube.com/channel/UCoFbGFTtoqoHfU4roT4ygNg?sub_confirmation=1  Read More ...

Eritrea: ሓይሊ ጽቡቕ ድሌት ሓተታ ኣዝማሪኖ ዳት ኮም

በብውልቅና ኣፍረይቲ ኣይኮናን ፥ ኣብቶም ብልምዲ ምስ ተቓወምቲ ተኣሳሲሮም ዝረኣዩ ዘመተታት ከኣ፡ ምትእምማን የብልናን። ስለዚ፡ ሻቕሎትና ንምዕራፍን ናይ ም
Welcome to Asmarino Independent.

Eritrea: ሓይሊ ጽቡቕ ድሌት ሓተታ ኣዝማሪኖ ዳት ኮም

በብውልቅና ኣፍረይቲ ኣይኮናን ፥ ኣብቶም ብልምዲ ምስ ተቓወምቲ ተኣሳሲሮም ዝረኣዩ ዘመተታት ከኣ፡ ምትእምማን የብልናን። ስለዚ፡ ሻቕሎትና ንምዕራፍን ናይ ምትሕግጋዝ ባህግና ንምርዋይን ገለ ነገር ክግበር ኣለዎ ዝብል እምነት ኣለና። ምእንቲዚ፡ ንጽቡቕ-ድሌትና ከም ኣድማዒ ሓይሊ ክንጥቀመሉ ንኽእል ኢና። ጽቡቕ-ድሌት ህዝብና እቲ ዝዓበየ ጸጋ ሃገር እዩ፥ በዚ ድምር ሓይሊ ዚ ኸኣ ህዝባዊ ርኢቶ ክጽሎ ከምዝኽእል ከኣ ኣየጠራጥርን። Read More ...

Eritrea: Sacttism ~~ እዋናዊ ዛዕባ ሰነ 14፡ 2018

ኣብዚ ዘለናዮ ተኣፋፊ እዋን፡ ኣብ ጭብጥን መርትዖን ዝተደረኸ፡ ጽጹይ ሓበሬታ ንህዝቢ ምዝርጋሕ ኣገዳሲ ምኻኑ እኣምን፡፡ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ፡ ብዙሓት ዘይተረ
Welcome to Asmarino Independent.

Eritrea: Sacttism ~~ እዋናዊ ዛዕባ ሰነ 14፡ 2018

ኣብዚ ዘለናዮ ተኣፋፊ እዋን፡ ኣብ ጭብጥን መርትዖን ዝተደረኸ፡ ጽጹይ ሓበሬታ ንህዝቢ ምዝርጋሕ ኣገዳሲ ምኻኑ እኣምን፡፡ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ፡ ብዙሓት ዘይተረጋገጸን ዘይጥሉል ሓበሬታ ኣብ ዝፍንውሉ ዘለው ኣብዚ እዋን፡ ንሕና ከም ኤርትራውያን ኣብ ስትራተጅካዊ ሃገራዊ ጉዳያትና ህድእ ኢልና፡ ንነገራት ክንርዳእን ኣመታቱ ክንግንዘብን ይግባእ፡፡ ብዝኾነ ከምቲ ትዕዘብዎ ዘለኹም፡ ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ኣብ ጎረቤት ሃገር ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ለውጥታት ይረአ ኣሎ፡፡ ንዓና ብቐጥታ ዝጸልወና እዋናዊ ውሳነ ኣልጀርስ ውን፡ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ መዘራረቢ ኮይኑ ቀንዩ ኣሎ፡፡ ብዛዕባ እዞም ለውጥታት ኣብ ከባቢ ቀርኒ ኣፍሪቃ ጥራይ ከይተሓጸርና፡ ብኣህጉራዊን ዓለማዊን መለክዒታት‘ውን ምጥማት የድሊየና ኣሎ፡፡ ብወገነይ ነዞም እዋናዊ ጉዳያት ኣመልኪተ፡ ኣብ ቀረባ ሓደ ሓበሬታ ከምዝፍንወልኩም እንዳዘኻኸርኩ፡ ንሎሚ ገለ ምስዚ ሰሙናዊ ለውጥታት ምትእስሳር ዘለዎም ጉዳያት እፍንወልኩም፡፡ Read More ...

Can Eritrea Be Eritrea Again?

As Eritrea celebrates its 27th year of independence as a totalitarian state, similar thoughts come to mind. The bright future we all imagined in 1991 is nothing but fading memory today. The heavy sacrifices made in blood and limb were supposed to give birth t
Welcome to Asmarino Independent.

Can Eritrea Be Eritrea Again?

As Eritrea celebrates its 27th year of independence as a totalitarian state, similar thoughts come to mind. The bright future we all imagined in 1991 is nothing but fading memory today. The heavy sacrifices made in blood and limb were supposed to give birth to a free, inclusive and vibrant nation for all its citizens to realize their dreams within. Instead, 474,296 fled the country by 2015 (UNHR). Eritrea was never Eritrea, at least to these half million, who believed escape was their only relief from servitude. Read More ...

Eritrea: Do our voices even matter to anyone?

... several Ethiopians in the border towns started demonstrating some of whom were chanting “We are not Eritreans”. These events were followed by a statement from the TPLF which seemed to support the decision made by the EPRDF but with strings attached. A
Welcome to Asmarino Independent.

Eritrea: Do our voices even matter to anyone?

... several Ethiopians in the border towns started demonstrating some of whom were chanting “We are not Eritreans”. These events were followed by a statement from the TPLF which seemed to support the decision made by the EPRDF but with strings attached. As those demonstrations started to pick up momentum, the central committee of TPLF conducted a three day meeting and issued a statement that pointed out some errors made by its umbrella organization the EPRDF. While all these events and more were taking place in Ethiopia, the Eritrean social media was quickly picking up recent news item and those news items prompted Facebookers to write their own analysis with opposing sentiments and those sentiments have of course turned into heated arguments. Even when Ethiopia and Egypt were holding peaceful discussions about the river Nile which is considered the life blood of Egypt and the pride of Ethiopia, a very small town called Badme, somewhere on the border between Eritrea and Ethiopia and only expert cartographers can locate on the map remained a hot topic among Eritreans and Ethiopians. Read More ...

Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis “ምሳኹም ዘረባ ኣሎኒ”

“ምሳኹም ዘረባ ኣሎኒ” ዝብል ኣርእስቲ ሒዘ ኣንሆ ቀሪበ ኣሎኹ። ደቂ ኣንስትዮ ብኹሉ ሓይለን እንተዘይኣትዉኦ ቃልሲ ኤርትራ ምተወዓወተ’ዶ ዝብሃል ሕቶ ይሕተት
Welcome to Asmarino Independent.

Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis “ምሳኹም ዘረባ ኣሎኒ”

“ምሳኹም ዘረባ ኣሎኒ” ዝብል ኣርእስቲ ሒዘ ኣንሆ ቀሪበ ኣሎኹ። ደቂ ኣንስትዮ ብኹሉ ሓይለን እንተዘይኣትዉኦ ቃልሲ ኤርትራ ምተወዓወተ’ዶ ዝብሃል ሕቶ ይሕተት’ዩ። መልሲ ናብ ህዝቢ ክገድፎ’የ።   ኣበርክቶኤን ግን እቲ ኩላትና ንፈልጦ ኣሕጽር ኣቢለ ክዝርዝር። ኣብ እዋን ገድሊ፡ ኣብ ገጠር ዝርከባ ኣዴታት፡ መጹ ክብሃል ከሎ ካብተን ዘላተን ግዓተንን ቀጫጭኤን እንተተረኽበ ምስ ሽሮ ትምትሞ፡ ከምኡ’ውን ከድሊ ከሎ ኣሰር ኣሰሮም እናኸዳ ክሕግዛ፡  ኣብ ከተማታት ዝርከባ ናይ ምስጢር ኣብላት  ኮይነን፡ ሓቤራታት እናማሓላለፋ ብረት እናሓብኣ፡ ዝተረኽባ፡ እናታኣስራ፡ እናተረሸና፡ ንወጽኢ ትምህርተን ክቅጽላ ዝኸዳ ተማሃሮ ትምህርተን ኣቋሪጸን ኣብ ምሳስን ገድለን እናእተዋ፡ ከምኡ’ውን ኣብ ወጻኢ ብስራሕ ዝኸዳ፡ ዓንዲ ሕቆ ናይ ዓዲ ዘለው ስድራቤተን ኮይነን፡ንገድለን ገንዘብ ጥራይ ዘይኮን ንጽባሕ ከይበላ ማዕረ ወርቀን እናሃባ’የን ሓሊፈንኦ።  ብዓቢኡ ድማ መንእሰያት ብረት ዝዓጠቃ ተጋደልቲ ኮይነን፡ ሰንኪለንን ተስዊኤንን።  ሓንቲ ተጋዳሊት መንእሰይ ቁምጣ ስረ ዓጢቃ፡ ጸጉራ ቆሪጻ፡ ካላሺን ሒዛ ምርኣይ ዘደንቅን፡ ዘኹርዕን’ዩ ትርኢት’ዩ ነይሩ።  ንምሳሌ ኣብ ሓንቲ ስእሊ ብዙሓት ደቂ እንስትዮ  ዘለውኣ ሓንቲ ተጋዳሊት ምስ ዕጥቃ እንተትነብር፡  እታ ዝጸበቀት እታ ተጋዳሊት ምተባህለት።  ተጋዳሊት፡ በቲ ትጠንስ ትሓርስ፡ ተጡቡ፡ በቲ ድማ ትምርሽ፡ ትትኩስ፡ ትዋጋእ፡ ትስንክል፡ ትስዋእ። Read More ...